ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትካላት ክታበት ተበፃሒ ንምግባር ድጋፎም ከምዘጠናኽሩ ኣረጋጊፆም Gebremariam Weldegerima Mar 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኢትዮጵያ ተበፃሒነት ክታበትን ስርዓተ ምግቢ ህፃናት ንምምሕያሽን ዝግበሩ ሓገዛት ኣጠናኺሮም ከምዝቕፅሉ ዝተፈላለዩ ትካላት ገበርቲ ሰናይ ገሊፆም፡፡ ሚኒስትርዲኤታ ጥዕና ዶ/ር ደረጀ ዱጉማ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ዩኒሴፍ፣ ትካል ክታበት ቲቪን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢንዱስትሪ ኢንጂነሪንግ ኦሙኔሽን ሆሚቾ – ብዘይዕረፍቲ ብምስራሕ ዝተረኸበ ሓበራዊ ውፅኢት! Gebremariam Weldegerima Mar 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢንዱስትሪ ኢንጂነሪንግ ኦሙኔሽን ሆሚቾ - ብዘይዕረፍቲ ብምስራሕ ዝተረኸበ ሓበራዊ ውፅኢት ከምዝኾነ መካየዲ ስራሕ እቲ ትካል ኮሎኔል ስለሽ ነገራ ገሊፆም። ኣመራርሓን ሰብ ሞያን ኢንዱስትሪ ኢንጂነሪንግ ኦሙኔሽን ሆሚቾ ካብ ወፃኢ ተሞክሮታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዓዉዲ መዓድን ዘሎ ዘይሕጋዊነት ደዉ ንምባል ተጠናኺሩ ክቕፅል እዩ – ኣይተ ጌታቸው ረዳ Gebremariam Weldegerima Mar 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ዓዉዲ መዓድን ዝርኣዩ ዘለዉ ዘይሕጋዊ ምንቕሽቃሳት ደዉ ንምባል እናተወሰዱ ዘለዉ ስጉምቲታት ተጠናኺሮም ከምዝቕፅኡ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸዉ ረዳ ገሊፆም፡፡ እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ምስ ቀዋሚት ተወካሊት ዓለም ለኸ ማሕበር ቀይሕ መስቀልን ቀይ ወርሒን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Mar 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ምስ ቀዋሚት ተወካሊት ዓለም ለኸ ማሕበር ቀይሕ መስቀልን ቀይ ወርሒን ኣብ ሕብረት ኣፍሪካ ኣሻ መሓመድ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ መጠናኸሪ ፕሮግራም ምግቢን ስርዓተ-ምግቢን ብሓባር ምስራሕ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሓለዋ እንስሳ ዘገዳም ዘድሀበ ስምምዕነት ተኸቲሙ Gebremariam Weldegerima Mar 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮርፖሬሽን ፓርክታት ሓድነትን ዩኒቨርሲቲ ሃረማያን ኣብ ሓለዋ እንስሳ ዘገዳም ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ስምምዕነት ከቲሞም፡፡ እቲ ስምምዕነት ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ኮርፖሬሽን ታምራት ሃይሌ (ዶ/ር)ን ፕሬዚዳንት እቲ ዩኒቨርሲቲ ጀማል የሱፍ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽን ጉምሩኽ ኢትዮጵያን ኤጀንሲ ጉምሩኽ ጣሊያንን ብሓባር ከምዝሰርሑ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Mar 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚሽን ጉምሩኽ ኢትዮጵያን ኤጀንሲ ጉምሩኽ ጣሊያንን ኣብ ሞንጎ እተን ሃገራት ንዘሎ ርክብ ንግዲ ዝምጥን ኣገልግሎት ጉምሩኽ ንመሃብ ብሓባር ከምዝሰርሑ ተገሊፁ። ኮሚሽነር ኮሚሽን ጉምሩኽ ደበሌ ቃበታ ምስ ዳይሬክተር ጀኔራል ርክብ ህዝቢ ኤጀንሲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ኢንዱስትሪታት ግሩፕ ኢትዮ ኢንጂነሪንግ ኣትራፊ ክኾኑ ከምዝገበረ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ኢንዱስትሪታት ግሩፕ ኢትዮ ኢንጂነሪንግ ናብ ከስቡ ክሰጋገራ ከምዝገበረ ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ግሩፕ ኣምባሳደር ሱሌማን ደደፎ ገሊፆም፡፡ ኣምባሳደር ሱሌማን ከምዝበሉዎ÷ ኣብ ነበር ኮርፖሬሽን ኢንጂነሪንግ ሓፂነ መፂን ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባህር ዳር ብዝዘናገዐሎም መዘናግዒ ቦታታት፣ ብስክሌት ብናፅነት ምሽክርካር ብዘኽእሉ ሰፋሕቲ መገዲታት እናወቀበት ትርከብ – ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ Gebremariam Weldegerima Mar 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባህር ዳር ሕብረተሰብ ብዝዘናገዐሎም መዘናግዒ ቦታታት፣ ብስክሌት ብናፅነት ምሽክርካር ኣብ ዘኽእሉ ሰፋሕቲ መገዲታት እናወቀበት ትርከብ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡ “ባህር ዳር ሕብረተሰብ ብዝዘናገዐሎም መዘናግዒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፈፃፅማ ስራሕ መንፈቕ ዓመት ፓርቲ ብልፅግና ገምጋም ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Mar 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ መንፈቕ ዓመት ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈቱ ምክያድ ጀሚሩ። ንሰለስተ መዓልቲ ኣብ ዝፀንሕ መድረኽ፤ ሓፈሻዊ ሃገራዊ ኩነታት ፖለቲካ፣ ህንፀት ጥንኩር ፓርቲ ንምዕዋትን ፓርቲን መንግስቲን ብምውዳድ ዝሰርሑ ኣጀንዳታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ 6 ናይ ፅዕነት መራኽብ ክትዕድግ ኢያ Gebremariam Weldegerima Mar 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ሽዱሽተ ሓደሽቲ ናይ ፅዕነት መራኽብ ክትዕድግ ምዃና ትራንስፖርትን ሎጂስቲክን ባሕሪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ካብተን ሽዱሽተ መራኽብ እተን ክልተ ኣብ ዝተትሓዘ በጀት ዓመት ተዓገዚአን ናብ ኣገልግሎት ንክኣትዋ እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ፡፡…