ቀ/ሚ ዶ/ር ኣቢይ ሕብረተሰብ ከይተደናገፀ ናይ ገዛእርእሱን ቤተሰቡን ጥዕና ክሕሊ ከምዝግባእ ኣተሓሳሲቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ሕብረተሰብ ከይተደናገፀ ናይ ገዛእርእሱን ቤተሰቡን ጥዕና ክሕሊ ከምዝግባእ ኣተሓሳሲቦም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮረና ዝተለኸፈ ውልቀ ሰብ ምርካቡ ስዒቡ ኣብ…