ቢዝነስ ኩባኒያ ሩሲያ “X5” ኣብ ኢትዮጵያ ዝፈርዩ ዕምበባታት ምግዛእ ክጅምር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Mar 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዓቢዪ መከፋፈሊ ምግቢ ኩባኒያ ሩሲያ “X5” ኣብ ኢትዮጵያ ዝፈርዩ ዕምበባታት ምግዛእ ከምዝጅምር ኣፍሊጡ። እቲ ኩባኒያ ካብ ኢትዮጵያ ዝገዝኦም ዕምበባታት ናብ ሩሲያ ኣእቲዩ ከከፋፍል ከምዝደሊ ገሊፁ ኣሎ። እቶም ካብ ኢትዮጵያ ዝግዝኡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስነ-ስርዓት ቀብሪ ነባር ጋዜጠኛን ተጋዳሊትን ነፃነት ኣስፋው ተፈፂሙ Gebremariam Weldegerima Mar 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ስነ-ስርዓት ቀብሪ ነባር ጋዜጠኛን ተጋዳሊትን ነፃነት ኣስፋው ሎሚ መዓልቲ ኣብ መቐለ ቤተ ክርስትያን ቅዱስ ገብርኤል ኣብ ዝርከብ መቓብር ሓርበኛታት ትግራይ ተፈፂሙ። ተጋዳሊት ነፃነት ኣስፋው፥ ኣብ 1970ታት ጋዜጠኛ ሬዲዮ ጀርመን ዝነበት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርሃ ግብሪ ዝኽሪ ቀዳማይ ዓመት ብሓደጋ ኣውሮፕላን ህይወቶም ዝሰኣኑ ሰባት ተሳሊጡ Gebremariam Weldegerima Mar 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መርሃ ግብሪ ዝኽሪ ቀዳማይ ዓመት ኣብ ኢትዮጵያ ብሓደጋ ቦይንግ 737 ማክስ 8 ኣውሮፕላን ህይወቶም ዝሰኣኑ ሰባት ተሳሊጡ። እቲ መርሃ ግብሪ ሎሚ መዓልቲ ሓደጋ ኣውሮፕላን ኣብ ዝበፅሐሉ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምብራቕ ሸዋ ከባቢ ወረዳ ገምቢቹ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፋኦ ዕስለ ኣምበጣ በረኻ ንምክልኻል ትውዕል ኣውሮፕላን ንኢትዮጵያ ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Mar 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ትካል ምግቢን ሕርሻን ዓለም ( ፋኦ) ኣብ ኢትዮጵያ ንዝተወለዐ ዕስለ ኣምበጣ በረኻ ንምክልኻል ትውዕል ኣውሮፕላን ሓገዝ ገይሩ።፡ እቲ ስነ-ስርዓት ርኽክብ፥ ሚኒስትር ዲኤታ ሕርሻ ዶክተር ካባ ኡርጌሳ ኣብ ዝተረኸቡሉ ተሳሊጡ። እቶም ሚኒስትር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 27 ነጥቢ 8 ቢሊየን ብር ኮይኑ ዝቐረበሉ ረቂቕ ኣዋጅ ተወሳኺ ተወሳኺ በጀት ዓመተ 2012 ብዝርዝር ንኽረአ መሪሑ Gebremariam Weldegerima Mar 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኢፌዴሪ 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 13 ስሩዕ ኣኼቡኡ ሎሚ መዓልቲ ኣሳሊጡ። እቲ ባይቶ ኣብ ናይሎሚ መዓልቲ ስሩዕ ኣኼቡኡ፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ረቂቕ ኣዋጃት ብምዝታይ ብዝዝር ንኽረኣዩ ናብ ቀወምቲ ኮሚቴታት መሪሑ ኣሎ። ባይቶ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ሰሜን ሽዋ ከተማ መሃል ሜዳ ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ቡምባ ህይወት 3 ሰባት ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Mar 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ሰሜን ሽዋ ከተማ መሃል ሜዳ ብሓደ ውልቀ ሰብ ብዝተሸንደወ ቡምባ ህይወት 3 ሰባት ምሕላፉ ፖሊስ ኣፍሊጡ። ፀሓፊ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ እታ ምምሕዳር ከተማ ዋና ኢንስፔክተር ጥላሁን ደበበ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ፥ እቲ ሓደጋ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ደብዳቤ ሽመት ኣምባሳደራት 5 ሃገራት ተቐቢለን Gebremariam Weldegerima Mar 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለ ወርቅ ዘዉዴ ሃገሮም ንምውካል ተሾይሞም ናብ ኢትዮጵያ ንዝመፅኡ ሓሙሽተ ኣምባሳደራት ደብዳቤ ሽመት ተቐቢለን። ደብዳቤ ሽመት ዘቕረቡ ኣምባሳደራት፦ ኣምባሳደር ፓሃላ ራላጅ ሳናታና ሱጂሽዋራ ጉናራትና ካብ ስሪላንካ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንሕልፈት 157 ሰባት ምኽንያት ዝኾነ ሓደጋ ቦይንግ 737 ኣውሮፕላን መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ እንትዝከር Gebremariam Weldegerima Mar 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቅድሚ ሓደ ዓመት ኣብዛ መዓልቲ እዚኣ፥ ንብረት መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዝኾነት ቦይንግ 737 ኣውሮፕላን ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ናይሮቢ እናተጉዓዘት እነሃለወ ብሃንደበት ተሓመሸሸት። ቁፅሪ በረራኣ ኢት 302 ዝኾነት ኣውሮፕላን፥ 149 መገደኛታትን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ጣሊያን ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ኣብ መላእ ሃገር ዝግበር ጉዕዞ ኣጊዳ Gebremariam Weldegerima Mar 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጣሊያን ብምኽንያት ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ኣብ መላእ ሃገር ዝግበሩ ኣኼባታትን ጉዕዞታትን ኣጊዳ። እታ ሃገር ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ንምዕጋትን ንምቁፅፃርን ዝተፈላለዩ ስጉምቲታት እናወሰደት ትርከብ። ብመሰረት እዚ ዝሓለፈ ሰንበት ኣብ ሰሜናዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ብሕልፈት ወ/ሮ ነፃነት ኣስፋው ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ብሕልፈት ወይዘሮ ነፃነት ኣስፋው ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ። እቲ ባይቶ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ ሓዘን፥ ወይዘሮ ነፃነት ኣስፋው ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ንሰለስተ ዘበናት እቲ ባይቶ ማለት እውን ካብ…