ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ዶክተር ኣቢይ ምስ ኣመራርሓታት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ተዛትዮም Gebremariam Weldegerima Mar 9, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣመራርሓታት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ተዛትዮም። ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናዊ ኩነታት ሃገር ዘድሃበ ዘተ ከምዝኾነ ተገሊፁ። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ኣብ ሰራዊት ምክልኻል እናተሰርሑ ዝርከቡ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ቀዳማይ ሚኒስትር ሱዳን ኣብደላ ሃምዶክ ካብ ፈተነ መቕተልቲ ተሪፎም Gebremariam Weldegerima Mar 9, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ሱዳን ኣብደላ ሃምዶክ ካብ ዝተገበረሎም ፈተነ መቕተልቲ ምትራፎም ተገሊፁ። ኣብ ከተማ ካርቱም ነቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ዝዓጀባ ተሸከርከርቲ መጥቃዕቲ ከምዝተፈፀመ ቴሌቪዥን ጣቢያ መንግስቲ እታ ሃገር ፀብፂቡ። እቲ ቴሌቪዥን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተጋሩ ነበርቲ ዓፋር ወረዳ ኢሬብቲ ማልት ንእተሳልጦም ስራሕቲ ልምዓት ዝኸውን ሓገዝ ገንዘብ ገይሮም Gebremariam Weldegerima Mar 9, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ዓፋር ወረዳ ኢሬብቲ ዝነብሩ ተጋሩ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንእተሳልጦም ስራሕቲ ልምዓት ዝኸውን ሓገዝ ገንዘብ ገይሮም። እቶም 16 ሺሕን 909 ብር ዘወፈዩ መዓልታዊ ሰራሕተኛታት፣ ነጋዶ፣ ሰራሕተኛታት ኣብያተ ፅሕፈት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ዘኽእሉ ስራሕቲ ይስርሑ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Mar 9, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ዘኽእል ስራሕቲ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ። ብሄራዊ ኮሚቴ ምቁፅፃርን ምክልኻልን ቫይረስ ኮሮና ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተረኸብሉ ሎሚ መዓልቲ ስራሕቱ ገምጊሙ። እቲ ቫይረስ ናብ ኢትዮጵያ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ግብፂ ብቫይረስ ኮሮና ተለኺፉ ክትትል ሕክምና ክግበረሉ ዝፀንሐ ውልቀ ሰብ ህይወቱ ከምዝሓለፈ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 9, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ግብፂ ብቫይረስ ኮሮና ተለኺፉ ክትትል ሕክምና ክግበረሉ ዝፀንሐ ጀርመናዊ በፃሒ ዓዲ ህይወቱ ከምዝሓለፈ ተገሊፁ። ስለዝኾነ ኣብ ኣፍሪካ ብሰንኪ እቲ ሕማም ዘጋጠመ ፈላማይ ሞት ኮይኑ ተመዝጊቡ'ሎ። እቲ ወዲ 60 ዓመት ጀርመናዊ፥ ቅድሚ ሓደ…
ስፓርት ኣብ ካልኣይ ዙር ፈላማይ ፀወታ ፕሚየርሊ ኢትዮጵያ መቐለ 70 እንደርታ እንትዕወት ወልዋሎ ነጥቢ ተማቒላ Gebremariam Weldegerima Mar 9, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 16 ሰሙን ፀወታታት ፕሪሚየርሊግ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታታት ቀፂሎም ውዒሎም። ካብ ሜዳኣ ወፃኢ ምስ ሃዲያ ሆሳእና ዝተራኸበት ጋንታ መቐለ 70 እንደርታ ብብሕታዊት ሽቶ ኦኪኪ ኣፎላቢ 1 ን 0 ተዓዊታ። በዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህዝቢ ትግራይ ሰብኣዊ መሰሉ ንምርግጋፅ ኣብ ዘካየዶ ቃልሲ እጃም ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ዝዓዘዘ ነይሩ – ዶ/ር ደብረፂዮን Gebremariam Weldegerima Mar 9, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክትር ደብረፂዮን ገብሚካኤል ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ (ማርች 8) ብዝምልከት ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም እቶም ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ኣብ መልእኽቶም፥ ህዝቢ ትግራይ ሰብኣዊን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማዕረ ተጠቃምነትን ፍትሓውነትን ህዝቢ ትግራይ ንኽረጋገፅ ከምእንቃለስ ወሲና-ፎረም ውድባትን ማሕበራትን ትግራይ Gebremariam Weldegerima Mar 9, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)"ምርግጋፅ ህልውናን ድሕንነትን ህዝቢ ትግራይ" ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ሓወልቲ ሰማእታት ዝካየድ ዝነበረ መስራቲ ጉባኤ ፎረም ውድባትን ማሕበራትን ትግራይ ተዛዚሙ። እቲ ኣብ ትግራይ ንፈለማ እዋን ዝተሳለጠ መስራቲ ጉባኤ 23 ማሕበራትን ሰለስተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ነቀምቴ ኣብ ውሽጢ ገዛ ብዝተፈጠረ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ክልተ ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Mar 7, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሎሚ መዓልቲ ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ከተማ ነቀምቴ ብዝተፈጠረ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ህይወት ክልተ ሰባት እንትሓልፍ ካልኦት ክልተ ሰባት ከቢድ ጉድኣት ቃፀሎ በፂሑዎም። ምክትል ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ክፍሊ ምርመራ ገበን ኢንስፔክተር ማርቆስ ዋጋሪ ንፋና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣዴታትናን ኣሓትናን ደጀን ብምዃን ዘይደገፈኦ ዝኾነ ይኹን ኢትዮጵያዊ ዓወት የለን – ቀ/ሚ ዶክተር ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Mar 7, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ፅባሕ 29 ለካቲት 2012 ዓ.ም ዝኽበር በዓል ደቂ ኣንስትዮ ኣመልኪቶም ናይ እንኳን ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቢክ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ…