Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያን ኣልጄሪያን ብዓውዲ ቴክኖሎጂ ብምትሕብባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)3ይ ጉባኤን ዓውደ ምርኢትን ስታርት ኣፕ ኣፍሪካ ኣብ ኣልጄሪያ ኣልጀርስ ይካየድ ኣሎ። ጎድና ጎድኒ እቲ ጉባኤ ሚኒስትር ዴኤታ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ባይሳ በዳዳ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ፍልጠት፣ ኢኮኖሚ፣ ስታርት ኣፕን ማይክሮ ኢንተርፕራይዝን…

ህይወት ሰባት ንምምሕያሽ ልዑል ትኹረት ሂብና ንሰርሕ ኣለና – ከንቲባ ኣዳነች

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ህይወት ሰባት ንምምሕያሽን ተረባሕነት ነበርቲናን ንምርግጋፅን ልዑል ትኹረት ሂብና ንሰርሕ ኣለና ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን፡፡ እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ መልእኽቲ፥ “ሎሚ መዓልቲ…

መጥቃዕቲ ሳይበር ብኸመይ ምቁፅፃር ይከኣል?

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መጥቃዕቲታት ሳይበር ብዝተፈላለዩ ሜላታት ምቁፅፃር ከምዝከኣል ይንገር፡፡ ካብ ሞንጎ እዞም ሜላታት መቆፃፀሪ መጥቃዕቲታት ሳይበር ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ሓሙሽተ ሜላታት ከምዝርከቡዎም ሓበሬታ ምሕደራ ድሕንነት መርበብ ሓበሬታ የመላኽት፡፡ ንሓደጋ…

ኣብ ምሕደራ ዕድጊት ንብረት ብሬል ዝተሰናደአ ኣዋጅ ዕላዊ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣዋጅ ምሕደራ ዕድጊት ንብረት መንግስቲ ፌዴራል ቁፅሪ 1333/2016 ብቋንቋ ኣምሓርኛን እንግሊዝኛን ብብሬል ተሰናዲኡ ንዓይነ ስዉራን ዜጋታት ንኣገልግሎት ቀሪቡ፡፡ ሚኒስትር ገንዘብ ኣህመድ ሺዴ ኣብቲ እዋን÷ እቲ ኣዋጅ ብብሬል ንኽሰናዳእ ዝተገበረ…

ኩባንያታት ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ንግዲ ቡን ክሳተፉ ድሌት ከምዘለዎም ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኩባንያታት ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ንግዲ ቡን ክሳተፉ ድሌት ከምዘለዎም ገሊፆም፡፡ ልኡኻት መማኸርቲ ምትእስሳር ንግዲን ኢኮኖሚን ቻይና ኣፍሪካ ምስ በዓል መዚ ቡንን ሻሂን ኢትዮጵያ ከምኡ እውን ምስ ትካላት ለኣኽቲ ቡን ተዛቲዮም፡፡ ልኡኽ…

ዝተዋደደ መንደር ልምዓትን መንበሪን ገላን ጉራ

ካብ ካሳንችስ ንልምዓት ዝተልዓሉ ኣብ ገላን ጉራ ዝተሃነፀን ሎሚ መዓልቲ ኣገልግሎት ዝጅምርን ዝተዋደደ መንደር ልምዓትን መንበሪን ገላን ጉራ ኣብ ውሽጡ እንታይ ዝሓዘ ኢዩ? ኣብ 1200 መንበሪ ኣባይቲ 6500 ነበርቲ ዝሓዘ መንበሪ መንደር ኢዩ። 1 ነጥቢ 6 ኪሎ ሜትሮ ንውሓት ዘለዎ መገዲ…

ኣርሰናልን ፉልሃምን ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 15 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ፉልሃም ኣብ ሜዳኣ ንኣርሰናል ኣተኣናጊዳ ሓደ ማዕረ ተፈላልየን፡፡ ናይ ፉልሃም ሸቶ ራኡል ሂምኔዝ ከምኡ እውን ናይ ኣርሰናል ድማ ዊሊያም ሳሊባ ኣመዝጊቦምወን፡፡ ብተመሳሳሊ ሰዓት ኣብ ዝተኻየዱ…

ክሳብ ሕዚ ንዓብዪ ግድብ ህዳሰ ልዕሊ 20 ቢሊየን ብር ከምዝመሰብሰቡ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፅዋዕ መተኣኻሐቢ እቶት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኣብ ክልል ሶማሌ ዝነበሮ ናይ ሓደ ዓመት ፃንሒት ብምዝዛም ሎሚ መዓልቲ ንክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ተመሓላሊፉ፡፡ ኣብቲ ስነ ስርዓት ርኽክብ÷ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ቤት ፅሕፈት መተሓባበሪ ፕሮጀክት ግድብ ህዳሰ…

ቼክ ሪፐብሊክ ምስ ቤተ መፃፍቲ ኣብርሆት ከምትሰርሕ ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቼክ ሩፐብሊክ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝርከብ ቤተ መፃፍቲ ኣብርሆት ቀፃልነት ዘለዎም ስራሕቲ ብምትሕብባር ንምስራሕ ቆራፅ ከምዝኾነት ኣረጋጊፃ፡፡ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ማሪያን ጁሬስካ ኣብ ቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት…

ኣብ ዓውዲ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ዝበረታታዕ ውፅኢት ከምዝመዝገበ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ዝበረታታዕ ውፅኢት ኣመዝጊባ ኢያ ክብሉ ሚኒስትር ዴኤታ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ባይሳ በዳዳ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ኣብ ኣልጄሪያ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ 3ይ ኮንፈረንስ ስታርታፕ ፓን ኣፍሪካ በቶም ሚኒስትር…