ጋንታ ባርሴሎና ንኣሰልጣኒ ኤርኔስቶ ቫልቬርዴ ብምስንባት ንኪኬ ሴቲዬን ሓዱሽ ኣሰልጣኒ ብምግባር ሾይማ
ኣዲስ ኣበባ፣ 05 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ስፔናዊት ውርይቲ ጋንታ ባርሴሎና ንኣሰልጣኒ ኤርኔስቶ ቫልቬርዴ ብምስንባት ንነበር ኣሰልጣኒ ሪያል ቤቲስ ኪኬ ሴቲዬን ሓዱሽ ኣሰልጣኒ ብምግባር ምሻማ ተገሊፁ።
ወዲ 55 ዓመት ኣሰልጣኒ ኤርኔስቶ ቫልቬርዴ ንጋንታ ባርሴሎና ኣብ ዝመርሑሉ እዋን እታ ጋንታ…