ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይን ሕብረተሰብ ደም ብምልጋስ ህይወት ንኸድሕን ፃውዒት ኣቕሪቦም Gebremariam Weldegerima Apr 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ሕብረተሰብ ደም ብምልጋስ ህይወት ደቂ ሰባት ንኸድሕን ፃውዒት ኣቕሪቦም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን፥ ሚኒስቴር ጥዕናን ብሄራዊ ኣገልግሎት ባንኪ ደም ኢትዮጵያን ዘቕረቡዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ንኢትዮጵያ ምስ ዝወከሉ ኣምባሳደራት ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Apr 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዲሪኢ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ኣብ እሲያን ሃገራት ፓስፊክን ንኢትዮጵያ ምስ ዝወከሉ ኣምባሳደራትን ቆንስላ ጀነራላትን ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ኣድሂቦም ዘተ ኮንፈረንስ ቪዲዮ ኣካይዶም። እቶም ሚኒስትር፥ ብብርኪ ዓለም…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ዓለም ብምኽንያት ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 ልዑል ናይ ጥምየት ስግኣት ኣንፀላሊዩዋ ኣሎ – ውድብ ሕቡራት መንግስታት Gebremariam Weldegerima Apr 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብምኽንያት ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 ካብ 135 ክሳብ 250 ሚሊየን ሰባት ናይ ጥምየት ስግኣት ኣንፀላሊዩዎም ከምዘሎ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣፍሊጡ። ሓላፊ ፕግራም ምግቢ ዓለም ዴቪድ ቤስሌይም፥ ብጥምየት ምኽንያት ክፍጠር ዝኽእል ልዑል ቅልውላው…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ደቡብ ወሎ ወረዳ መቅደላ ኣብ ሞንጎ ውልቀ ሰባት ብዝተለዓለ ጎንፂ ህይወት 7 ሰባት ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Apr 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ደቡብ ወሎ ወረዳ መቅደላ ኣብ ሞንጎ ውልቀ ሰባት ብዝተለዓለ ጎንፂ ህይወት ሸውዓተ ሰባት ምሕላፉ ምምሕዳር እታ ወረዳ ኣፍሊጡ። ኣመሓዳሪ እታ ወረዳ ኣይተ ተፈራ ሞላ ንግዜኢ ከምዝገለፁዎ፥ እቲ ፀገም ትማሊ ካብ ሰዓት ሸሞንተ…
ኮሮናቫይረስ ካብ ጂቡቲ ብከባቢታት ዶብ ኣቢሎም ብዘይስሩዕ መገዲ ዝኣትዉ ዜጋታት ንምቁፅፃር ይስራሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Apr 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካብ ጂቡቲ ብከባቢታት ዶብ ኣቢሎም ብዘይስሩዕ መገዲ ናብ ኢትዮጵያ ዝኣትዉ ዜጋታት ንምቁፅፃር እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ። እቶም ብዘይስሩዕ መገዲ ዘኣትዉ ዜጋታት፥ ግቡእ ዝኾነ ቅድመ ምርመራ እንተይተገበረሎምን ኣብ ፈሊኻ መፅንሒ (ኳራንቲን)…
ኮሮናቫይረስ ኣብዚ ሰሙን 12 ተወሰኽቲ ማእኸላት ምርመራ ላቦራቶሪ ቫይረስኮሮና ስራሕ ጀሚሮም-ዶ/ር ሊያ ታደሰ Gebremariam Weldegerima Apr 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብዚ ሰሙን 12 ተወሰኽቲ ማእኸላት ምርመራ ላቦራቶሪ ቫይረስኮሮና ግልጋሎት ምሃብ ምጅማሮም ሚኒስተር ጥዕና ፌዴሪኢ ዶ/ር ሊያ ታደሰ ገሊፀን። ብድምር ቁፅሪ ማእኸላት ምርመራ ላቦራቶሪታት ቫይረስኮሮና 20 ዝበፅሐ እንትኸውን፥ ሓሙሽተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ራያ ንመዋሰንቲ ወረዳታት ክልል ዓፋርን ኣምሓራን ሕማም ቫይረስኮሮና ንምክልኻል ዘኽእል ሓገዝ ኣበርኪቱ Gebremariam Weldegerima Apr 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዩኒቨርሲቲ ራያ ንመዋሰንቲ ወረዳታት ክልል ዓፋር (ያለውን መጋልን) ከምኡ እውን ክልል ኣምሓራ (ዋግህምራ፣ ሰሜን ወሎን ደቡባዊ ምብራቕን) ልዕሊ 1 ነጥቢ 8 ሚልየን ወፃኢ ብምግባር ንመከላከሊ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ዝውዕል ሓገዝ 200 ሸሕ ሳሙናታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ሺንዞ ኣቤ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Apr 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ጃፓን ሺንዞ ኣቤ ብ”ቴሌፎን” ሎሚ መዓልቲ ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ኮቪድ 19 ዘስዕቦ ምንጋዕ ኢኮኖሚን ውሕስነት ምግብን ሓቢርካ ኣብ ምክልኻል ዘድሃበ ከምዝነበረ ቀዳማይ ሚኒስትር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኩለን ክልላት ዘለዋ ውልቀ ኣብያተ ትምህርቲ ንሰራሕተኛታተን ሙሉእ መሃያ ንክኸፍላ ዘገድድ ውሳነ ተዋሂቡ Gebremariam Weldegerima Apr 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)አዳብ ኩለን ክልላት ዘለዋ ውልቀ ኣብያተ ትምህርቲ ብዘይ ዝኾነ ይኹን ቅድመ ኩነት ንሰራሕተኛታተን ሙሉእ መሃየኦም ንክኸፍላ ዘገድድ ውሳነ ከምዝተውሃበ ሚኒስቴር ትምህርቲ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ሚኒስቴር ትምህርቲ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ቁፅሮም 114 በፂሑ Gebremariam Weldegerima Apr 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተትሓዙ ተወሰኽቲ ሰለስተ ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስትር ጥዕና ፌዴሪኢ ዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊፀን። ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት 745 ሰባት ምርመራ ላቦራቶሪ ከምዝተገበረሎም ዝሓበራ እተን ሚኒስትር፥ ካብዚኦም እቶም ሰለስተ…