ዩኒቨርስቲ ራያ ብኣስታት 1 ነጥቢ 8 ሚሊየን ብር ዝዓደጎም ናውቲ መከላኸሊ ቫይረስ ኮሮና ንሕብረተ ሰብ ሓገዝ ኣበርክቱ
አዲስ አበባ ፣ ሚያዚያ 11 ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርስቲ ራያ ብኣስታት 1 ነጥቢ 8 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝዓደጎም ናውቲ መከላኸሊ ቫይረስ ኮሮና ንሕብረተ ሰብ ሓገዝ ኣበርክቱ።
እቲ ዩኒቨርስቲ፥ ንመሐለዊ ፅሬት ዝውዕሉ ፈሰስቲ ሳሙና ኢዩ ኣብ ዞባታት ደቡብን ደቡብ ምብራቅን ትግራይ ንዝርከቡ…