ስዑድ ዓረብ ቫይረስ ኮሮና ንምቁፅፃር ዝቐረበ ፃውዒት ስዒቡ ፍርቂ ቢሊየን ዶላር ኣሜሪካ ንምሕጋዝ ቃል ኣቲያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባል ሃገራት ጉጅለ 20 ዝኾነት ስዑድ ዓረብ ንክትባትን ተተሓሓዝነት ዘለዎም ፀረ ቫይረስ ኮሮና ስራሕቲን ንምስራሕ ዝውዕል 500 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ሓገዝ ከምትገብር ኣፍሊጣ።
ስዑድ ዓረብ እቲ ሓገዝ ንምግባር ዝወሰነት፥ ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19…