ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣመሪካ ናብ ማእኸላይ ምብራቕ 3 ሽሕ ሰራዊት ከምእትልኽ ኣፍሊጣ Gebremariam Weldegerima Jan 4, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመሪካ ናብ ማእኸላይ ምብራቕ 3 ሽሕ ሰራዊት ከምእትልኽ ኣፍሊጣ። ቅትለት ላዕለዋይ ኣዛዚ ሰራዊት ኢራን ቃሲም ሶለይማኒ፥ ኲናት ንምጅማር ዘይኮነስ ደው ንምባል ዝተገበረ ከምዝኾነ ፕሬዚዳንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ ገሊፆም። ነቲ ዓርቢ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እዝ ምብራቕ ንሰለስተ ኣዋርሕ ከሰልጥኖም ዝፀንሐ ልዕሊ 1 ሺሕን 300 ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣመሪቑ Gebremariam Weldegerima Jan 4, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)እዝ ምብራቕ ንሰለስተ ኣዋርሕ ከሰልጥኖም ዝፀንሐ ልዕሊ 1 ሺሕን 300 ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣመሪቑ። ኣብቲ ሎሚ መዓልቲ ዝተሳለጠ ስነ-ስርዓት ምርቓት፥ ዋና ኣዛዚ እዝ ምብራቕ ሜጀር ጄነራል ዘውዱ በላይ ተረኺቦም። እቲ ስልጠና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብልፅግና ፓርቲ ሃገራዊ ምርጫ ኣብዚ ዓመት ንኽካየድ ፅኑዕ ቅዋም ኣለዎ- ኣይተ ብናልፍ ኣንዷለም Gebremariam Weldegerima Jan 4, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ብልፅግና ፓርቲ ሃገራዊ ምርጫ 2012 ኣብዚ ዓመት ንኽካየድ ፅኑዕ ቅዋም ከምዘለዎ ኣፍሊጡ። ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ እቲ ፓርቲ ኣብ ሃገራዊ እዋናዊ ኩነታትን ሃገራዊ ምርጫን ብምዝታይ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ከምዘመሓላለፈ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ብልፅግና ፓርቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ሬድዋን ሁሴን ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ብምዃን ተሸይሞም Gebremariam Weldegerima Jan 4, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ሬድዋን ሁሴን ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ብምዃን ተሸይሞም። እቶም ኣምባሳደር ካብ 17 ታሕሳስ 2012 ዓ.ም ጀሚሮም ከምዝተሾሙ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣምባሳደር ሬድዋን ሁሴን ፍሉይ ልኡኽ ፌዴሪኢን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤና ነቲ ዝጀመርናዮ ቃልሲ ዘሐይልን እዋናዊ ፀገምና ንምፍታሕ ልዑል ተራ ዘለዎ ውሳነታት ክንውስንን ዓብዪ እምነት ኣለኒ-ዶክተር ደብረፂዮን Gebremariam Weldegerima Jan 4, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ) ህፁፅ ጉባኤ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ህወሓት) ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ መቐለ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ኣብ ኣዳራሽ ሓውልቲ ሰማእታት ዝሳለጥ ዘሎ ጉባኤ፥ ካብ ሎሚ ዕለት 25 ክሳብ 26 ታሕሳስ 2012 ዓ.ም ክፀንሕ ኢዩ። “ጉባኤ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓረስቶት ዝኣከቡዎ ምህርቲ ካብ ካብ ብኽነት ዓቂቦም ኽኽዝኑ ከምዝግባእ ሚኒስቴር ግብርና ኣተሓሳሲቡ Gebremariam Weldegerima Jan 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓረስቶት ዝኣከቡዎ ምህርቲ ካብ ካብ ብኽነት ዓቂቦም ኽኽዝኑ ከምዝግባእ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣተሓሳሲቡ። ሚኒስትር ዲኤታ ሕርሻ ኣይተ ሳኒ ረዲ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝገበሩዎ ፃንሒት፥ ኣብ እዋን ዘመነ ምህርቲ 2011/12 ዓ.ም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህፁፅ ጉባኤ ህወሓት ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ክሳለጥ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jan 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ) ህፁፅ ጉባኤ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ህወሓት) ካብ ፅባሕ ዕለት 25 ታሕሳስ 2012 ዓ.ም ጀሚሩ ክሳለጥ ኢዩ። እቲ “ጉባኤ ፅንዓትን መኸተን” ብዝብል መሪሕ ቓል ኣብ ከተማ መቐለ ዝካይድ ጉባኤ፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራዊን ክልላዊን ዛዕባታት…
ጥዕና ኤጀንሲ ኣቕራቢ መድሓኒት ኢትዮጵያ ዘህነፆ መኽዚን መዝሐሊ መድሓኒት ኣመሪቑ Gebremariam Weldegerima Jan 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኤጀንሲ ኣቕራቢ መድሓኒት ኢትዮጵያ ዘህነፆ ሰንሰለት መኽዚን መዝሐሊ መድሓኒት ኣመሪቑ። እቲ ዝተመረቐ መኽዚን መዝሐሊ መድሓኒት ሰለስተ ክፍሊታት መዝሐሊ ዘለዉዎ እንትኸውን፥ ሕድሕዶም 300 ኪዩብ ሜትሮ ናይ ምሓዝ ዓቕሚ ኣለዎም ተባሂሉ። እቶም…
ቢዝነስ ኣብ ወርሒ ጥሪ መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ብዝነበሮ ክቕፅል ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jan 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ወርሒ ጥሪ መሸጢ ችርቻሮ ምህርቲ ነዳዲ ብዝነበሮ ከምዝቕፅል ሚኒስቴር ንግድን ኢንዳስትርን ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ናብ ጣቢያና ኣብ ዝለኣኾ ሓበሬታ፥ ካብ ምህርቲ ነዳዲ ኣውሮፕላን ወፃኢ ናይ ካኦት ምህርቲታት ነዳዲ መሸጢ ዋጋ ብዘለዎ ክቕፅል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ብውሕጅ ንዝተጎድኡ ሶማሊያውያን ሕገዝ መድሓኒት ገይራ Gebremariam Weldegerima Jan 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ ብውሕጅ ንዝተጎድኡ ሶማሊያውያን ሕገዝ መድሓኒት ገይራ። ኢትዮጵያ ኣብ ዛሓለፈ ሰሙን ኣብ ሶማሊያ ክልል ሂር ሸባሌ ከባቢ በለደወይን ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ ጉድኣት ንዝበፅሖም ሶማሊያውያን ኢያ ህፁፅ ርዳእታ ዝህቡ ሓኻይምን ሓገዝ 10 ቶን…