ዝንቕ ፋና ኣብ ሶማልያ ሓሙሽተ ዓይነ-ስውራን ኣብ ሓደ ዳስ ተመርዕዮም Gebremariam Weldegerima Feb 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሃገረ ሶማልያ ከተማ መቋድሾ ሓሙሽተ ዓይነ ስዉራን መርዑት ኣብ ሓደ ዳስ ተመርዕዮም። እቶም ኣርባዕተ ዓይነ-ስውራት መርዓውትን እታ ሓንቲ ዓይነ-ስውርቲ መርዓትን ከኣ ንመመርዓዊኦም ዝኸውን ገንዘብ ንከዋጽኡ ኣዝዮም ተጸጊሞም ነይሮም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓቢዪ ፆም ምእመናን ካብ ፅልኢ፣ በደልን ቂምን ዝዕቀቡሉ ክኸውን ይግባእ – ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማቲያስ Gebremariam Weldegerima Feb 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ምእመናንን ምእመናትን ኣብ እዋን ዓቢዩ ፆም ካብ ፅልኢ፣ በደልን ቂምን ክዕቀቡ ከምዝግባእ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኢትዮጵያ ኣተሓሳሲባ። ፓትሪያሪክ ርእሳነ ሊቃነ ጳጳሳት ሊቀ ጳጳስ ዘኣክሱም ወእጨጌ ዘመንበረ ተክለሃይማኖት ኦርቶዶክስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣምቦ ኣብ ልዕሊ ንድጋፍ ሰልፊ ዝወፅኡ ሰባት ብዝተደርበየ ቡምባ 29 ሰባት ቆሲሎም Gebremariam Weldegerima Feb 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣምቦ ትማሊ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣብዪ ኣሕመድን ሰልፊ ብልፅግናን ንምድጋፍ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ልዕሊ ዘካይዱ ዝነበሩ ሰባት ብዝተደርበየ ቡምባ 29 ሰባት ከም ዝቖሰሉ ፖሊስ ኣፍሊጡ። ኮሚሽነር ኮሚሽን ፓሊስ ኦሮሚያ ኣራርሳ መርደሳ ኣብ ዝሃብዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስወኣትን ስድራ ስዉኣትን ሎሚ ጥራሕ ኣይኮናን እንዝክሮም – ዶ/ር ደብረፅዮን Gebremariam Weldegerima Feb 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሓወልቲ ሰማእታት መቐለ ንክልተ መዓልታት ክሳለጥ ዝቐነየ 4ይ ዙር ክልላዊ ኮንፈረንስ ስድራ ስውኣት ተዛዚሙ። እቲ ኮንፈረንስ፥ "ብደም ደቅና ዝተረጋገፀ ሰላም፣ ሰናይ ምምሕዳርን ልምዓትን ብፀረ ህዝቢ ሓይልታት ኣይዝረግን" ዝብል መሪሕ ሓሳብ…
ቢዝነስ ድራምባ ንግድን ኢንዳስትሪ ኣክስዮን ማሕበር ፈላማይ ጉባኤኣ ኣሳሊጣ Gebremariam Weldegerima Feb 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ድራምባ ንግድን ኢንዳስትሪ ፈላማይ ስሩዕ ጉባኤኣ ሎሚ መዓልቲ ኣሳሊጣ። ኣካያዲ ስራሕ እታ ኣክስዮን ማሕበር ኣይተ ኣሰፋ ተገኝ ከምዝበልዎ፥ ድራምባ ንግድን ኢንዳስትሪ ኣክስዮን ማሕበር ካብ ትምስረት ክሳብ ሐዚ ልዕሊ 150 ሚልዮን ብር ካፒታል…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሪክ ማቻር ምክትል ፕሬዚዳንት ሱዳን ኮይኖም ተሸይሞም Gebremariam Weldegerima Feb 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር መራሒ ጉጅለ ዓመፅቲ ሱዳን ንዝነበሩ ሪክ ማቻር ምክትል ፕሬዚዳንት ሱዳን ገይሮም ሾይሞምዎም። እቶም ፕሬዚዳንት ንሪክ ማቻር ምክትል ፕሬዚዳንት ሱዳን ገይሮም ዝሾሙዎም፥ ክልቲኦም መራሕቲ ናይ ሓባር መንግስቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትርራት ጥዕና ኣፍሪካ ኣብ ጉዳይ ቫይረስ ኮሮና ኣድሂቦም ይዝትዩ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Feb 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትርራት ጥዕና ኣፍሪካ ኣብ ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና /ኮቪድ-19/ ተሓጋጊዝካ ምክልኻልን ምላሽ ምሃብ ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታትን ኣድሂቦም ይዝትዩ ኣለዉ። እቲ ዘተ ብዛዓባ ኮቢድ ዝምለከቱ ሓደሽቲ መረዳእታታት ንምልውዋጥን እቲ ለበዳ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ልዕሊ ሓላፊ ፀፅታን ቡራዩን ካልኦትን መጥቃዕቲ ብምፍፃም ህይወት ዘጥፍኡ ኣካላት ክትትል ብምግባር ስጉምቲ ከምዝውሰድ ፖሊስ ኦሮሚያ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ቡራዩ ኣብ ልዕሊ ሓላፊ ፀፅታን ካልኦትን መጥቃዕቲ ብምፍፃም ህይወት ዘጥፍኡ ኣካላት ተኸታቲሉ ስጉምቲ ከምዝወስድ ኮሚሽን ፖሊስ ኦሮሚያ ገሊፁ። እቲ ኮሚሽን ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ኣብ ምምሕዳር ከተማ ቡራዩ ሓላፊ ፀፅታ እታ ከተማ…
ቢዝነስ ኢትዮ-ቴሌኮም ሪጅን ሰሜን ህዝቢ ብቐረብኡ ዝግልገለሉ ስራሕቲ እናሰረሐ ምዃኑ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Feb 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ-ቴሌኮም ሪጅን ሰሜን ህዝቢ ብቐረብኡ ዝግልገለሉ ስራሕቲ እናሰረሐ ምዃኑ ኣፍሊጡ። ነዚ ናይ ተገልገልቲ ግዘን ጉልበትን ዝቑጥብ ኣሰራርሓ ዝሕግዝ ተወሳኺማእኸል መሸጣ ኸፊቱ። እቲ ሎሚ መዓልቲ ዝተመረቐ ማእኸል መሸጣ ኣብ ክፍለ ከተማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብዛ ሃገር ዝካየድ ዘሎ ለውጢ ዝድግፍ ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ዱከም ተሳሊጡ Gebremariam Weldegerima Feb 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዛ ሃገር ዝካየድ ዘሎ ለውጢ ዝድግፍ ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ዱከም ሎሚ መዓልቲ ተሳሊጡ። እቶም ሰልፈኛታት፥ “ኣብዛ ሃገር ዝስራሕ ዘሎ ስራሕቲ ለውጢ ንድገፍ ኢና! ኣብ ጎድኒ ኣመራርሓ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኢና!” ዝብሉን ካልኦትን…