ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገር ለኸ ዝተዋደደ ፕሮጀክት ማስተር ፕላን ትራንስፖርት ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Apr 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ መጋቢት 30 ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትራንስፖርት ሃገር ለኸ ዝተዋደደ ፕሮጀክት ማስተር ፕላን ትራንስፖርት ብዕሊ ከምዝተጀመረ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ትራንስፖርት ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ፥ እቲ ፕሮጀክት ብዝተተለመሉ እዋንን ፅሬትን ንኽዛዘም ኩሎም መዳርግቲ ኣካላት ኣድላዪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፈላሞት ተረባሕቲ ፕግራም ውሕስና ምግቢ ከተማታት ናይ ሰለስተ ወርሒ ቅድመ ክፍሊት ንኽኽፈሎም ተወሲኑ Gebremariam Weldegerima Apr 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮሚቴ ፕሮጀክት ስትሪሚንግ ልምዓታተዊ ሴፍቲኔት ከተማማታት ፌዴራል ፈላሞት ምስ ቫይረስ ኮሮና ቫይረስ ተተሓሒዙ ኣብ ዝተሓተ ደረጃ ዝርከቡ ዜጋታት ተረባሕቲ ዝገብሩ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ። እቲ ኮሚቴ ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ፥ ምስ ፕሮጀክት ውሕስና ምግቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ 5ይ ዘበን 6ይ ህፁፅ ጉባኤኡ ፅባሕ ብቪድዮ ኮንፈረንስ ከሳልጥ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Apr 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራC 5ይ ዘበን 6ይ ህፁፅ ጉባኤኡ ፅባሕ 1 ሚያዝያ 2012 ዓ.ም ብቪድዮ ኮንፈረንስ ከምዘሳልጥ ርክብ ህዝብን ግልጋሎት ኮንፈረንስ እቲ ቤት ምኽሪ ኣፍሊጡ። ርክብ ህዝብን ግልጋሎት ኮንፈረንስ እቲ ቤት ምኽሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ህፁፅ ኣኼቡኡ የሳልጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Apr 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ህፁፅ ኣኼቡኡ የሳልጥ ኣሎ። ሎሚ መዓልቲ ዝተጀመረ እቲ ኣኼባ፥ ኣብ ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮናን ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነታት ከመሓላልፍ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ። እቲ ኮሚቴ ኣብ ምክልኻል ለበዳ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ኣሜሪካ ኣብ ዝሓለፈ 24 ሰዓት ብቫይረስ ኮሮና 1 ሺሕን 150 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም Gebremariam Weldegerima Apr 7, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ኣብ ዝሓለፈ 24 ሰዓት ብቫይረስ ኮሮና 1 ሺሕን 150 ሰባት ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ተገሊፁ። ብመሰረት እዚ ክሳብ ሐዚ ብዘሎ ኩነታት እታ ሃገር ኣብ ሓደ መዓልቲ ብብርኪ ዓለም ዝለዓለ ሞት ዘመዝገበት ኮይና ኣላ። ፈረንሳይ ካብ…
ቢዝነስ ኣገልግሎት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ዝህቦም ኣገልግሎታት ደው ከምዘየብል ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Apr 7, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣገልግሎት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ዝህቦም ኣገልግሎታት ደው ከምዘየብል ገሊፁ። እቲ ትካል ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ ከምዝሓበሮ፥ ብምኽኒያት ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 ካብ ካሊእ እዋን ብዝተፈለየ ወሰኽ ቁፅሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ምስ ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Apr 7, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ኣብ ክሊ ኮቪድ-19 ብምድሃብ ብስልኪ ተዛቲዮም። ክልቲኦም መራሕቲ፥ እቲ ቫይረስ ንዘስዕቦ ምንጋዕ ኢኮኖሚን ማሕበራዊ ጉዳይን ብኣግባቡ ምላሽ ንምሃብ ብዘኽእል…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ወዲ 9 ኣዋርሕ ህፃን ሓዊሱ 8 ተወሰኽቲ ብቫይረስኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Apr 7, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ 8 ተወሰኽቲ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ተረኺቦም። በቲ ቫይረስ ካብ ዝተለኸፉ እቲ ሓደ ወዲ 9 ኣዋርሕ ህፃን እንትኸውን፥ ኣዲኡ እውን ብቫይረስኮሮና ከምዝተትሓዘት ተገሊፁ። ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ንግልጋሎት ዜና…
ኮሮናቫይረስ ሚንስትር ምክልኻል ሰራዊት ኮትዲቯር ሃሚድ ባካዮኮ ብቫይረስኮሮና ተታሒዞም Gebremariam Weldegerima Apr 7, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚንስትር ምክልኻል ሰራዊት ሃገረ ኮትዲቯር ሃሚድ ባካዮኮ ብቫይረስኮሮና ተታሒዞም። እቶም ሚንስትር ምክልኻል ሰራዊት ዝኾነ ዓይነት ምልክት እቲ ቫይረስ ከምዘይተረኣዮም ዝተገለፀ እንትኸውን፥ ብዝተገበረሎም ምርመራ ላቦራቶራ ግን ቫይረስኮሮና…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣፍሪካ መፈተኒት ክታበት ኮቪድ-19 ክትከውን ከምዘይብላ ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Apr 7, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ዳይሬክተር ጄነራል ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም፥ “ክታበት ቫይረስኮሮና ኣብ ኣፍሪካ ክፍተን ኣለዎ” ንዝብል ርእይቶ ብትሪ ነቒፎም። ነቲ ርእይቶ ዘቕረቡ ክልተ ፈረንሳውያን ዶኳትር እንትኾበኑ “ዓሌታዊ” ክብሉ ዶክተር ቴድሮስ…