ኣብ ትግራይ ምርመራ ዝተገበረልም 21 ብቫይረስኮኖና ዝተጠርጠሩ ሰባት ውፅኢት ምርመረኦም ነፃ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ትግራይ ስራሕቲ ምርምራ ኮቪድ-19 ብዕሊ ካብ ዝጅምር ኣትሒዙ ዝተቐበሎም 21 ጥሩጡራት ቫይረስኮሮና ዉፅኢቶም ካብቲ ቫይረስ ነፃ ምዃኑ ኣፍሊጡ።
እቲ ኢንስቲትዩት ሕብረተሰብ ቐንዲ ትኹረቱ ኣብ ወሰንቲ መከላኽሊ ሜላ እቲ…