ኮሮናቫይረስ ኣብ ረብሓ ከይውዕሉ እገዳ ዝተገበረሎም መናፅሂ ኢድ Gebremariam Weldegerima Apr 4, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ ምግብን መድሓኒትን ኢትዮጵያ መረጋገፂ ብቕዓት ዘይተውሃቦም ዝተፈላለዩ ውልቀ ሰባትን ትካላትን ብዘይሕጋዊ መገዲ “መሐለዊ ፅሬት ኢድ ኢዩ” ብምባል ኣብ ዕዳጋ ዘቕርብዎም ፅሬድ ኢድ ዝሕለወሎም ፈሰስቲ(Hand sanitizers) ከይሽየጡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ሓዊሱ ዝተፈላለዩ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪካ ብ“ቴሌፎን” ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Apr 4, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ደቡብ ኣፍሪካን ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካን ሲሪል ራማፎሳ ዝመርሕዎ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴረኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ሓዊሱ ዝተፈላለዩ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪካ ዝተሳተፍሉ መድረኽ ዘተ ብ“ቴሌፎን” ተሳሊጡ። ኣብቲ መድረኽ፥ መራሕቲ ሩዋንዳ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ወፃኢ ዓድታት ናብ ትግራይ ዝኣትዉ ሰባት ተመዝጊቦም ናይ ምምማይ ስራሕቲ ይስራሕ ኣሎ – ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ Gebremariam Weldegerima Apr 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ወፃኢ ዓድታት ናብ ትግራይ ዝኣትዉ ሰባት ተመዝጊቦም ናይ ምምማይ ስራሕቲ እናተሰርሐ ምዃኑ ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ገሊፁ። ሓላፊ ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ዶክተር ሓጎስ ጎዲፋይ ከም ዝገለፅዎ፥ ብመሰረት ዝወፀ ድንጋገ ህፁፅ እዋን ኣብ መላእ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ልዕሊ 55 ሺሕ ሰባት ብሰንኪ ቫይረስ ኮሮና ህይወቶም እንትስእኑ በቲ ቫይረስ ዝተለኸፉ ሰባት ድማ ልዕሊ 1 ሚሊየንን 33 ሺሕን በፂሑ Gebremariam Weldegerima Apr 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ዓለም ብሰንኪ ቫይረስ ኮሮና 55 ሺሕን 92 ሰባት ህይወቶም እንትስእኑ በቲ ቫይረስ ዝተለኸፉ ሰባት ድማ 1 ሚሊየን 39 ሺሕን 166 ምብፅሑ ዩኒቨርሲቲ ጆንስ ሆፕኪንስ ኣብ ዘውፀኦ ፀብፃብ ኣፍሊጡ። እቲ ዩኒቨርሲቲ እዚ ፀብፃብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትራንስ ኢትዮጵያ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ዝሕግዝ ናውቲ ንኮሚሽን ፖሊስ ክልል ዓፋር ኣበርኪታ Gebremariam Weldegerima Apr 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ትራንስ ኢትዮጵያ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ዝሕግዝ ናውቲ ንኮሚሽን ፖሊስ ክልል ዓፋርን ምምሕዳር ከተማ መቐለን ኣበርኪታ። እታ ትካል፥ 20 ሽሕ መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን (ማስክ) ንምምሕዳር ከተማ መቐለ፤ 6 ሽሕ ማስክን 2 ሚእቲ ሊትሮ ኣልኮልን ድማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ምስ ኖርዌይ መዘነኦም ብስልኪ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Apr 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ቫይረስ ኮሮና ብዝምልከት ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኖርዌይ ኢን ማሪ ኤሪክሰን ሶሪድ ብስልኪ ተዛቲዮም። ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው፥ ኢትዮጵያ ዝርገሐ ኮቪድ-19 ንምዕጋት ትገብሮ ዘላ ምንቅስቓስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮረና ንምክልኻል ዝለዓለ ትኹረት ተዋሂቡ ይስራሕ ኣሎ – መንግስቲ ትግራይ Gebremariam Weldegerima Apr 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም “ሕማም ቫይረስ ኮረና ዓለምለኻዊ ተላባዲ ሕማም እዩ” ኢሉ ካብ ዝእውጅ ጀሚሩ ዝለዓለ ትኹረት ብመሃብ ኩሉመዳይ ናይ ምክልኻል ስራሕቲ እናሰርሐ ምዃኑ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ገሊፁ። ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማሕበር ኣክሲዮን ትካል ልቓሕን ዕቛርን ደደቢትን ተከዘ ስራሕቲ ኳዕቲ ዓሚቕ ማይ ኢንተርፕራይዝን ንምክልካል ቫይረስ ኮረና ዝውዕል ገንዘባዊ ሓገዝ ገይሮም Gebremariam Weldegerima Apr 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ኣክሲዮን ትካል ልቓሕን ዕቛርን ደደቢትን ብር 10 ሚልዮን፤ ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ ኳዕቲ ዓሚቕ ማይ ተከዘ ድማ ብር ሓሙሽተ ሚልዮን ንምክልካል ሕማም ቫይረስ ኮረና ዝውዕል ሓገዝ ገይሮም። ስራሕ መካየዲ ትካል ልቓሕን ዕቛርን ደደቢት ኣይተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ ሽዱሽተ ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Apr 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ምርመራ ላቦራቶሪ ካብ ውሽጢ ዝተገበረሎም 74 ሰባት እቶም ሽዱሽ በቲ ቫይረስ ከምዝተለኸፉ ተረጋጊፁ። ነዙይ ስዒቡ ድማ ኣብ ኢትዮጵያ በዝሒ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት 35 ምብፅሑ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። በቲ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ሶማልያ ብሕማም ቫይረስ ኮሮና ሕይወቶም ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Apr 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ሶማልያ ኑር ሓሰን ሑሴን ብሕማም ቫይረስ ኮሮና ኣብ ለንደን ህይወቶም ከምዝሓለፈ ተገሊፁ። ብመሰረት እዚ ሶማልያ ንሰለስተ ተኸታተልቲ መዓልታት ሓዘን ኣዊጃ ኣላ ተባሂሉ። ወዲ 83 ዓመት ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ሶማልያ…