ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 45 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ በዓል 11 ለካቲት ኣብ ከተማ ውቕሮ ተኸቢሩ Gebremariam Weldegerima Jan 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መበል 45 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ 11 ለካቲት ኣብ ከተማ ውቕሮ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ተኸቢሩ። እቲ በዓል “መስመርና ኣፅኒዕና ንመኸተ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ኣብ ከተማ ውቕሮ ስታድየም መለስ ካብ ንጉሆ ስዓት 12…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ሕቡራት ዒሚረታት ዓረብ ካብ ቻይና ኣብ ዝመፅኡ ኣባላት ስድራ ቤት ቫይረስ ኮሮና ተረኺቡ Gebremariam Weldegerima Jan 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ሕቡራት ዒሚረታት ዓረብ ካብ ቻይና ዝመፅኡ ኣባላት ስድራ ቤት ቫይረስ ኮሮና ከምዝተረኸቦም ሚኒስቴር ጥዕና እታ ሃገር ገሊፁ። እቶም በቲ ቫይረስ ተታሒዞም ዝተብሃሉ ኣባላት ስድራቤት ኣብ ፅቡቕ ኩነታትን ከምዝርከቡን ክትትል ሕክምና እናተገበረሎም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ሶማሌ ዘይሕጋዊ መሳርሒታት ኲናት እናዘዋወሩ ዝነበሩ ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም Gebremariam Weldegerima Jan 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ ዘይሕጋዊ መሳርሒታት ኲናት እናዘዋወሩ ዝነበሩ ተጠርጠርቲ ትማሊ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም። ፍሉይ ሓይሊ ክልል ሶማሌ ኣብ ጥቓ ከተማ ጅግጅጋ ኣብ ዝርከብ ጣቢያ መቆፃፀሪ መጋሎቀረን ብዝገበሮ ሃንደበታዊ ፍተሻ፥ ብዶብ ቶጎጫሌ ኣቢሎም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትካላት ትምህርቲ ሃገር ካብ ውድቀት ዝከላኸል ወለዶ ከፍርያ ይግባእ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Jan 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መበገሲ ህንፀት ሃገር ዝኾና ትካላት ትምህርቲ ሃገር ካብ ውድቀት ዝከላኸል ወለዶ ከፍርያ ከምዝግባእ ተገሊፁ። ሚኒስቴር ባህሊን ቱሪዝምን ምስ ትካላት ትምህርቲን ኣካላት ኣጋር ትምህርቲን ብምትሕብባር፣ ትካላት ትምህርቲ ኣብ ህንፀት ሃገር ከበርክተኦ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣባል ትካል ንግዲ ዓለም ንምዃን ትገብሮ ድርድር ከምብሓዱሽ ጀሚራ Gebremariam Weldegerima Jan 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ ኣባል ትካል ንግዲ ዓለም ንምዃን ትገብሮ ድርድር ከምብሓዱሽ ምጅማራ ተገሊፁ። ኣማኻሪ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ጉዳያት ኢኮኖሚን ፖሊሲን ኣይተ ማሞ ምህረቱ፥ ኢትዮጵያ ኣባል እቲ ትካል ንምዃን ትገብሮ ድርድር ድሕሪ ፃንሒት ዓመታት ክትጅምር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፂን ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ኣብ ዋሸንግተን ይዛተዩ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Jan 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፂን ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣድሂቦም ኣብ ኣሜሪካ ዋሸንግተን ዲሲ ይዛተዩ ኣለዉ። ኣብቲ ዘተ ድማ ሚኒሰትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ሓዊሱ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ሱዳንን…
ቢዝነስ ኒውዝላንድ ንመፈፀሚ መረፃ ኢትዮጵያ ዝውዕል 1 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ገንዘባዊ ሓገዝ ገይራ Gebremariam Weldegerima Jan 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኒውዝላንድ ኣብዚ ዓመት ንዝካየድ ሃገራዊ መረፃ ኢትዮጵያ መፈፀሚ ዝኸውን 1 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ገንዘባዊ ሓገዝ ገይራ። እቲ ስምምዕነት ሓገዝ፥ ተወካሊ ትካል ፕሮግራም ልምዓት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኢትዮጵያ ቱርሃን ሳለህን…
ስፓርት ጋንታታት ኢትዮጵያ ቡናን ቅዱስ ጊዮርጊስን ንመህነፂ ስታዲየም ዝኸውን ካርታ መረጋገፂ ትሕዝቶ መሬት ተዋሂበን Gebremariam Weldegerima Jan 28, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንጋንታታት ኢትዮጵያ ቡናን ቅዱስ ጊዮርጊስን ንመህነፂ ስታዲየም ዝኸውን ካርታ መረጋገፂ ትሕዝቶ መሬት ሂቡወን። እቲ ካርታ መረጋገፂ ትሕዝቶ መህነፂ ስታዲየምን ማእኸል ስፖርትን፥ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ወረዳታት ትግራይ ዳግም ንምጥያሽ ዝወፀ ረቂቕ ኣዋጅ ኣፅዲቑ Gebremariam Weldegerima Jan 28, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ወረዳታት ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዳግም ንምጥያሽ ዝወፀ ረቂቕ ኣዋጅ ኣፅዲቑ። ኣካቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ሕግን ምምሕዳርን እቲ ቤትምኽሪ ኣይተ ሞገስ ታፈረ፥ እቲ ኣወዳድባ በዝሒ ህዝቢ፣ ራሕቒ፣ ስፍሓት መሬት፣ ፃዕቒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኦዲት ካብ ዝተገበራ ኣብያተ ዕዮ መንግስቲ ኣብ 38 ኣብያተ ዕዮ ልዕሊ ብር 1 ነጥቢ 1 ቢልዮን ዘይተወራረደ ሒሳብ ተረኺቡ Gebremariam Weldegerima Jan 28, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኦዲት ካብ ዝተገበራ 291 ኣብያተ ዕዮ መንግስቲ ኣብተን 38 ኣብያተ ዕዮ ልዕሊ ብር 1 ነጥቢ 1 ቢልዮን ዘይተወራረደ ሒሳብ ከምዝረኸበ ቤትፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ቤት ፅሕፈት ዶክተር ረዳኢ በርሀ፥ ፀብፃብ 6…