ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ቡና ንኣርባ ምንጭ ከተማ ብምስዓር ተዓዊታ Gebremariam Weldegerima Dec 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 10ይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኢትዮጵያ ቡና ንኣርባ ምንጭ ከተማ 2 ን 0 ብምስዓር ተዓዊታ፡፡ 10 ሰዓት ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ኢትዮጵያ ቡና ንኽትዕወት ዲቫይን ዋቹኩዋን ኦካይ ጁልን ድሕሪ ዕረፍቲ ሸቶታት ኣመዝጊቦም፡፡
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብ ኢትዮጵያ ሓደሽቲ ዝተሾሙ ኣምባሳደራት ዝተፈላለያ ሃገራት ደብዳበ ሽመት ተቐቢሎም Gebremariam Weldegerima Dec 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ኣብ ኢትዮጵያ ሓደሽቲ ዝተሾሙ ኣምባሳደራት 21 ሃገራት ደብዳበ ሽመት ተቐቢሎም። ብመሰረት እዚ ኣምባሰደራት ሃገራት ቬንዝዌላ፣ ኣልጄሪያ፣ ፈረንሳይ፣ ሕብረት ኣውሮፓ፣ ኣርጀንቲና፣ ጀርመን፣ ናሚቢያ፣ ደቡብ ኣፍሪካ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 42 ሚልዮን ብር ዝዋግኦም ናውቲ ቴክኖሎጂ ንሕብረት ስራሕ ማሕበራት ክልል ትግራይ ተበርኪቶም። Gebremariam Weldegerima Dec 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ስራሕ ማሕበራት ንምጥንኻር 42 ሚልዮን ብር ዝዋግኦም ናውቲ ቴክኖሎጂ ንሕብረት ስራሕ ማሕበራት ክልል ትግራይ ተበርኪቶም። ኣብ ትግራይ ብሰንኪ ኲናት ካብ ዝዓነዉን ንድሕሪት ዝተመለሱን ኣሰራርሓታት ሓደ ዝኾነ ስርዓት ዲጂታል ኮፖን ናብ ምሉእ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ዝሰርሑ ኤጀንሲታት ውሕመ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Dec 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ኣብ ኢትዮጵያ ዋና ተፀዋዒን መተሓባበሪ ሰብኣዊ ሓገዝን ውሕመ ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ዝሰርሑ ኤጀንሲታት እቲ ትካል ኣብ በዓል ብዙሕ ዓውዲታት ምትሕብባር ጠሚቶም ተዛቲዮም። ኢትዮጵያ መስራቲት ውሕመ ከም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ፓኪስታንን ኣብ ዓውዲ ኣቪዬሽን ምትሕብባረን ንምጥንኻር ተስዕሚዐን Gebremariam Weldegerima Dec 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ፓኪስታን ጀማል በከር (ዶ/ር)ን ቀዋሚ ተፀዋዒ ሚኒስቴር ኣቪዬሽን ፓኪስታን ኣህሳን ኣሊ ማንጊን ኣብ ክልተኣዊ ሃገራዊ ጉዳያት ዘቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ዓውዲ ኣቪዬሽን ዘለወን ምትሕብባር ብምስፋሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን 4ይ ስሩዕ ኣኼባኡ ኣካይዱ Gebremariam Weldegerima Dec 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ሎሚ መዓልቲ ራብዓይ ስሩዕ ኣኼባኡ ኣካይዱ፡፡ እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ሳልሳይ ስሩዕ ኣኼቡኡ ንኽፍፀሙ ብዘቐመጦም ኣንፈታት መሰረት ዝተሰርሑ ስራሕቲን ኣድለይቲ ዝኾኑ ውዳበታት ኮሚቴን ብምዝታይ ውሳነ አሕሊፉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረት ኣፍሪካ ነበር ተዋጋእቲ መሊስካ ንምጥያሽ ዝግበር ሓገዝ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Dec 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ነበር ተዋጋእቲ መሊስካ ንምጥያሽ ዝግበር ሓገዝ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ተወካሊት ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ጀስላይን ናሂማ ገሊፀን። ብምትሕብባር ኮሚሽን ብሄራዊ ተሃድሶን ሕብረት ኣፍሪካን ነበር ተዋጋእቲ መሊስካ ንምጥያሽን ናብ ማሕበረሰብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊት ናፅነት ኦሮሞ ናብ ዝተሰናደአሎም ማእኸላት ምእታዎም ቀፂሎም Gebremariam Weldegerima Dec 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እናተንቀሳቐሱ ዝነበሩ ኣባላት ሰራዊት ናፅነት ኦሮሞ ናብ ዝተሰናደአሎም ማእኸላት ምእታዎም ቀፂሎም፡፡ መንግስቲ ክልል ኦሮሚያን ኣመራርሓ ሰራዊት ናፅነት ኦሮሞን ኣብ ዝሓለፈ ሰንበት ዝበፅሑዎ ስምምዕነት ሰላም ስዒቡ ትማሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓለፍቲ ስራሕ ኩባኒያታት ቴሌኮሙኒኬሽን ጅቡቲ ቴሌኮምን ሱዳቴልን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ማእኸል ኤክስፒሪየንስ ዑደት ገይሮም Gebremariam Weldegerima Dec 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሓለፍቲ ስራሕ ኩባኒያታት ቴሌኮሙኒኬሽን ጅቡቲ ቴሌኮምን ሱዳቴልን ዝተመርሐ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዝርከብ ማእኸል ኤክስፒሪየንስ ዑደት ገይሮም፡፡ ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍሬህይወት ታምሩ ከይዲ ቴክኖሎጂ ትካለን ሓዊሱ ሕዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምሃ ግብሪ መዛዘሚ መዓልቲ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ኣብ ከተማ ጎንደር ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Dec 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልላዊ መዛዘሚ መርሃ ግብሪ መበል መዓልቲ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ኣብ ከተማ ጎንደር ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር፣ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ፋንቱ ተስፋዬን ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ…