ኢትዮጵያ ምስ ሩሲያ ዘለዋ ርክብ ብምጥንኻር ሓይሊ ምክልኻላ ዘመናዊ ናይ ምግባር ድሌት ኣለዋ – ኣምባሳደር ኣለማየሁ ተገኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ሩሲያ ዘለዋ ርክብ ብምጥንኻር ሓይሊ ምክልኻላ ዘመናዊ ናይ ምግባር ድሌት ከምዘለዋ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሩሲያ ኣይተ ኣለማየሁ ተገኑ ገሊፆም።
እቶም ኣምባሳደር ከምዝበሉዎ፥ ኢትዮጵያ ምስ ሩሲያ እትገብሮ ምትሕብባር ብምጥንኻር ሓይሊ…