ዝተፈላለዩ ትካላት ቫይረስኮሮና ንምክልኻል ዘኽእል ልዕሊ 47 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዝተፈላለዩ ትካላትን ውልቀ ሰባትን ቫይረስኮሮና ንምክልኻል ዘኽእል ልዕሊ 47 ሚሊየን ብር ድጋፍ ከምዝገበሩ ተገሊፁ።
ብመሰረት እዚ፦
ሜድሮክ ቴክኖሎጂ ግሩፕ - 20 ሚሊየን ብር
ባንኪ ዳሽን - 10 ሚሊየን ብር
ኮርፖሬሽን ኣባይቲ…