Fana: At a Speed of Life!

ብጉጅለ ኢንሸቲቭ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ፣ ጃክ ማን ኣሊባባን ዝከፋፈል ናውቲ ሕክምና ካርቱም ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ለበዳ ኮቪድ19 ኣብ ኣፍሪካ ንምክልኻል ዓሊሙ ብዝተጣየሸ ጉጅለ ኢንሸቲቭ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድን ቻይናዊ በዓል ሃፍቲ ጃክ ማን ዝከፋፈል ቀዳማይ ዙር ድጋፍ ናውቲ ሕክምና ትማሊ ንካርቱም ከምዝተውሃበ ተገሊፁ። እቲ ናውቲ…

ሓደሽቲ ናብ ኣብያተ ህንፀት ትግራይ ንዝኣትው ተሃነፅቲ ሕጊ ን14 መዓልቲ ካብ ቫይረስ ኮሮና ነፃ ምዃኖም ዝረጋገፀሉ ቦታ ከምዝፈለየ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2012 ዓም (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ኣብያተ ህንፀት ትግራይ ሓደሽቲ ናብ ኣብያተ ህንፀት ትግራይ ንዝኣትው ተሃነፅቲ ሕጊ ን14 መዓልቲ ካብ ቫይረስ ኮሮና ነፃ ምዃኖም ዝረጋገፀሉ ቦታ ከምዝፈለየ ኣፍሊጡ። እቲ ቤት ፅሕፈት ጉዳዮም ብቤት ፍርዲ ተወሲኑ ናብ ቤት…

ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ኣብያተ ህንፀት ክልል ትግራይ ናብ ኣብያተ ህንፀት ዝኣትው ሓደሽቲ ተሃነፅቲ ሕጊ ን14 መዓልቲ ካብ ቫይረስ ኮሮና ነፃ ምዃኖም ዝረጋገፀሉ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ኣብያተ ህንፀት ክልል ትግራይ ናብ ኣብያተ ህንፀት ዝኣትው ሓደሽቲ ተሃነፅቲ ሕጊ ን14 መዓልቲ ካብ ቫይረስ ኮሮና ነፃ ምዃኖም ዝረጋገፀሉ ቦታ ከምዝፈለየ ኣፍሊጡ። እቲ ቤት ፅሕፈት ጉዳዮም ብቤት ፍርዲ ተወሲኑ ናብ ቤት ህንፀት…

ኢትዮጵያን ጀርመንን ልዕሊ ብር 3 ነጥቢ 5 ቢሊየን ስምምዕነት ሓገዝ ተፈራሪመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ጀርመንን ልዕሊ ብር 3 ነጥቢ 5 ቢሊየን ስምምዕነት ሓገዝ ተፈራሪመን። እቲ ስምምዕነት ሓገዝ ሚኒስትር ዲኤታ ገንዘብ ኣይተ ኣድማሱ ነበበን ኣምባሳደር ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ ብሪታ ዋግነርን ኢዮም ተፈራሪሞምዎ። ኣብ ኢትዮጵያ…

ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ብቴክኖሎጂ ዝተሓገዘ ሓበሬታ ተበፃሒ ዝገብር ግብረ ሓይሊ ተጣዪሹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ብቴክኖሎጂ ዝተሓገዘ ፈነወ ሓበሬታ ንኽህሉ ካብ ዝተፈላለዩ ኣካላት ዝተውፃእፀአ ግብረ ሓይሊ ብምጥያሽ ስራሕቲ እናተሰርሑ ከምዝኾኑ ኣካቢ እቲ ግብሪ ሓይሊን ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዶክተር ኣብርሃም በላይ ገሊፆም።…

ባንኪ ዓለም ቫይረስ ኮሮና ኣብ ትዮጵያን ኣፍጋኒስታንን ከስዕቦ ዝኽእል ፅዕንቶ ንምንካይ ዘኽእል ሓገዝ ከፅድቕ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ቫይረስ ኮሮና ኣብ ኢትዮጵያን ካልኦት 40 ሃገራትን ከስዕቦ ዝኽእል ኢኮኖሚያዊ ፅዕንቶ ንምንካይን ምክልኻልን ዘኽእል ሓገዝ 1 ነጥቢ 7 ቢሊየን ዶላር ኣሜሪካ ከፅድቕ ኢዩ። እቲ ሓገዝ ቫይረስ ኮሮና ኣብተን ሃገራት ከስዕቦ ዝኽል…

ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ ቀ/ሚ ካናዳ ስልኪ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ቫይረስ ኮሮና ምክልኻል ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ኣድሂቦም ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ካናዳ ጀስቲን ትሩዶ ብስልኪ ተዛቲዮም። እብቲ ዝገበሩዎ ዘተ፥ ኣብ ዝርገሐን መከላኸሊ መገዲታትን እቲ ቫረስ ኣድሂቦም…

ካልኣይ ምዕራፍ ህንፀት ብሄራዊ ስታዲየም ንምጅማር ዘኽእል ስነ-ስርዓት ፌርማ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይ ምዕራፍ ህንፀት ብሄራዊ ስታዲየም ንምጅማር ዘኽእል ስነ-ስርዓት ፌርማ ተሳሊጡ። ስራሕቲ ተቛራፃይነት ብኮርፖሬሽን ስቴት ኮንስትራክሽን ኢንጅነሪንግ ቻይና፤ ኤም ኤች ኢንጅነሪንግ ድማ ብኣማኻሪነት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከባቢ ገርጂ ዝህነፅ…

ኢትዮጵያ ዝርገሐ ቫረስ ኮሮና ንምዕጋት ዶባታ ካብ ዝውውር ሰባት ዓፂያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝርገሐ ቫረስ ኮሮና (ኮቪድ-19) ንምዕጋት ኩሎም ዶባታ ኢትዮጵያ ካብ ዝውውር ሰባት ከምዝተዓፀዉ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም። እቲ ምዕፃው ዶብ፥ ቀረብ ሎጂስቲክስ ንምቕራብ ዝግበር ምንቅስቓስ ከምዘየሓውስ እውን…

ስነ-ስርዓት ቀብሪ ዶክተር ካትሪን ሃምሊን ተፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ-ስርዓት ቀብሪ መሰራቲት ሆስፒታል ፌስቱላ ኢትዮጵያ ዶክተር ካትሪን ሃምሊን ተፈፂሙ። ስነ-ስርዓት ምፍናው ኣስከሬን ዶክተር ካትሪን ሃምሊን፥ ስድራ ቤተን፣ ዘመድ ኣዝማድን ፈተውቲን ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ መንበሪ ገዝአን ሎሚ ንጉሆ ከምዝተኻየደ…