ኣብ ቤት ህንፀት ኮሎምቢያ ምስ ቫይረስ ኮሮና ተተሓሒዙ ብዝተልዓለ ዓመፅ ልዕሊ 23 ሰባት ህይወቶም ከምዝሓለፈ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቤት ህንፀት ኮሎምቢያ ምስ ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ተተሓሒዙ ብዝተልዓለ ዓመፅ ልዕሊ 23 ሰባት ህይወቶም ከምዝሓለፈ ተገሊፁ።
እቲ ዓመፅ ኣብ ርእሰ ከተማ እታ ሃገር ቦጎታ ዝርከብ ዓቢዩ ቤት ህንፀት ዝተልዓለ እንትኸውን፥ ካብቶም ዝሞቱ…