ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ልዕሊ 1 ሽሕን 200 ኪሎ ሜትሮ ህንፀት መገዲ ኣስፋልት ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 19, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ኮንስትራክሽንን መገድን መጉዓዝያን ክልል ትግራይ 1 ሽሕን 220 ኪሎ ሜትሮ መገዲ ኣስፋልት ይሃንፅ ከምዘሎ ኣፍሊጡ። እቲ መገዲ ኣስፋልት ኣብ 3 ዓመት ዝዛዘም ኢዩ ተባሂሉ። ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ እቲ ቢሮ ኣይተ ወልደኣማንኤል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ሃገር ለኸ ስራሕቲ ምሃብ ግንዛበ ይሳለጥ ኣሎ – ቤት ፅሕፈት ቀ/ሚ Gebremariam Weldegerima Mar 19, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ሃገር ለኸ ስራሕቲ ምሃብ ግንዛበ እናተሳለጠ ከምዝርከብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣፍሊጡ። እቲ ቤት ፅሕፈት ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ቫይስ ኮሮና ምስ ዝኾነ ይኹን ሃገር ዜግነት ከምዘይተሓሓዝን ሰብ ዝኾነ ኩሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውዕሊ ስምምዕነት መበል 13 ዙር ዕፃ ዝወፅአሎም መንበሪ ሓባር ኣባይቲ ክትዕ ወሰን ዘለዎም ኣየካትትን Gebremariam Weldegerima Mar 19, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ውዕሊ ስምምዕነት መበል 13 ዙር ዕፃ ዝወፅአሎም መንበሪ ሓባር ኣባይቲ ክትዕ ወሰን ዘለዎም ከምዘየካትት ተገሊፁ። ዕፃ ወፂኡሎም ብመሰረት ዝተፈላለዩ ውልቃዊ ምኽንያታት ውዕሊ ከይፈረሙ ዝፀንሑ ዕድለኛታት፥ ኣብዚ ሰሙን ስነ-ስርዓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ዑመር ኢድሪስ ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ብዝምልከት መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Mar 19, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ዑመር ኢድሪስ ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ብዝምልከት ሎሚ መዓልቲ መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ነጋዶን ሰብ ሃፍቲን ዓቕሚ ንዘይብሎም ክሕግዙ ከምዝግባእ ኣብ ዘሕለፍዎ መልእኽቲ ገሊፆም።…
ስፓርት ኣትሌት ብርሃኑ ፀጉ ንኣርባዕተ ዓመታት ካብ ውድድር ተኣጊዱ Gebremariam Weldegerima Mar 19, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ብርሃኑ ፀጉ ዝተኸልከለ ቅመም ከምዝተጠቐመ ብምርግጋፁ ንኣርባዕተ ዓመታት ካብ ውድድር ከምዝተኣገደ ተገሊፁ። እቲ ኣትሌት ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ መስከረም ኣብ ዴንማርክ ኮፐንሃገን ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ፍርቂ ማራቶን “እቲ ቀመም ተጠቒሙ ኢዩ”…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስሩዕ ስራሕቲ ምኽባር ልዕልነት ሕጊን ስርዓት ምምሕዳር ገበንን ክቕፅል ኢዩ – ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ Gebremariam Weldegerima Mar 19, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና (ኮቪድ-19) ንምክልኻል ካብ ዝግበር ፃዕሪ ብተወሳኺ ስሩዕ ስራሕቲ ምኽባር ልዕልነት ሕጊን ስርዓት ምምሕዳር ገበንን ከምዝቕፅል ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፌዴራል ገሊፁ። ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢን ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽንን…
ኮሮናቫይረስ ሆስፒታል ለምለም ካርል ማይጨው ሕማም ኮሮና ቫይረስ ንምክልኻል ዘኽእል ቅድመ ምድላዋት የካይድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 19, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሕማም ኮሮና ቫይረስ ንምክልኻል ኣድለይቲ ቅድመ ምድላዋት እናካየደ ከም ዝርከብ ሆስፒታል ለምለም ካርል ማይጨው ገሊፁ። ዋና ኣካያዲ ስራሕ እቲ ሆስፒታል ኣይተ ገብረእግዚኣብሄር ኪሮስ፥ ሕማም ኮሮና ቫይረስ ከየጋጥም ዝከታተል ኮሚቴ ብተጣይሹ ኣሎ።…
ኮሮናቫይረስ ብዛዕባ ቫይረስ ኮሮና (ኮቪድ-19) ክትፈልጡዎም ዝግባእ ሓበሬታታት Gebremariam Weldegerima Mar 19, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝርገሐ ኮቪድ-19 ኣብ 150 ሃገራት ዓለም በፂሑ ኣሎ። ብምኽንያት እዚ ድማ ሰባት ብዛዕባ እዚ ሕማም ዘልዕሉዎም ሕቶታት እናወሰኹ መፂኦም ኢዮም። ቢቢሲ ናይ ብዙሓት ሰባት ሕቶታት ኢዮም ብምባል ዘሰናድኦ ብዛዕባ ቫይረስ ኮሮና (ኮቪድ-19)…
ኮሮናቫይረስ ብብርኪ ዓለም ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ቁፅሪ ሰባት ካብ 222 ሺሕ ዛይዱ Gebremariam Weldegerima Mar 19, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብብርኪ ዓለም ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ቁፅሪ ሰባት 222 ሺሕን 643 ከምዝበፅሐ ተገሊፁ። እቲ ቫይረስ ካብ መዓልቲ ናብ መዓልቲ ዘለዎ ምስፋሕ በዝለዓለ መጠን ይውስኽ ከምዘሎ ተገሊፁ። ብሰንኪ እቲ ቫይረስ ክሳብ ሐዚ 9 ሺሕን 115 ሰባት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ኣቢያተ ህንፀት ፌዴራል ን15 መዓልቲታት ምሕታት ተሃነፅቲ ምኽልካሉ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Mar 19, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ኣቢያተ ህንፀት ፌዴራል ምስ ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ተተሓሒዙ ጥዕና ተሃነፅቲ ንምሕላው ብዝብል ንዝቕፅሉ 15 መዓልቲታት ተሃነፅቲ ምስ ቤትሰቦም ከይራኸቡ ምኽልካሉ ኣፍሊጡ። ጀነራል ኮሚሽነር እቲ ቤት ህንፀት ጀማል ኣብሶ ከምዝገለፁዎ፥ እቲ…