ኣብ ረቂቕ መምርሒ ኣሰራርሓን ስነ-ምግባርን መራኸብቲ ሓፋሽን ጋዜጠኛታትን ኣብ ኣፀባፅባ መረፃ ዘድሃበ ዘተ ተሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 09 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቦርድ ብሄራዊ መረፃ ኢትዮጵያ ንመፈፀሚ መረፃ ኣብ ዘሰናድኦ ረቂቕ መምርሒ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ተዛትዩ።
እቶም ሎሚ መዓልቲ ዝተዘተየሎም ረቀቕቲ መምርሒታት፥ ረቂቕ መምርሒ ኣሰራርሓን ስነ-ምግባርን መራኸብቲ ሓፋሽን ጋዜጠኛታትን ኣብ ኣፀባፅባ መረፃ፤…