ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ፕሬዚዳንት ሩዋንዳ ተዛትየን Gebremariam Weldegerima Mar 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ፕሬዚዳንት ሩዋንዳ ፖል ካጋሜ ተዛትየን። ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ትማሊ ዕለት ናብ ሩዋንዳ ኪጋሊ ኣምሪሐን ኢየን። ኣብፃንሒተን ድማ ምስ ፕዚዳንት ኣታ ሃገር ፖል ካጋሜ ተራኺበን ኣብ ርክብ ክልቲአን…
ቢዝነስ ብሄራዊ ሙዜም ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ንበፃሕቲ ዕፁው ክኸውን ኢዩ – በዓል መዚ ሓለዋን መፅናዕቲን ሓድጊታት ኢትዮጵያ Gebremariam Weldegerima Mar 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ሙዜም ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ንበፃሕቲ ዕፁው ከምዝኸውን በዓል መዚ ሓለዋን መፅናዕቲን ሓድጊታት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ በዓ መዚ ኣብ ማሕበራ ሚዲያ ፌስቡክ ገፁ ከምዝፀሓፎ፥ እቲ ሙዜም ቫይረስ ኮሮና ናብ ኢትዮጵያ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ናይጀሪያ ኣብ መተሓላለፊ መስመር ጋዝ ብዝበፅሐ ኖትጒ ህይወት 17 ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Mar 16, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ናይጀሪያ ኣብ መተሓላለፊ መስመር ጋዝ ብጋጠመ ሓደጋ ኖትጒ ህይወት 17 ምሕላፉ ተገሊፁ። እቲ ሓደጋ፥ ከበድቲ ናይ ፅዕነት ተሽከርካ ኣብ ከባቢ መውፅኢ ጋዝ ምስ ርከቡ ሲሊንደራት ብምልግዑ ዝተፈጠረ ኢዩ ተባሂሉ። በቲ ሓደጋ ካብ ዝሞቱ ሰባት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትካላት ግልጋሎት ኣውቶብስ ኣንበሳን ሸገርን ንተገልገልቲ መሕፀቢ ኢድ ከቕርባ ኢየን – ኢ/ር ታከለ Gebremariam Weldegerima Mar 16, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካላት ግልጋሎት ኣውቶብስ ኣንበሳን ሸገርን ፅሬት ተሳፈርቲ ንምሕላው ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሮም ንመሕፀቢ ኢድ ዝኸውን ኣለኮል ከምዘቕርባ ምክትል ከንቲቫ ከተማ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኢንጂነር ታከለ ኡማ ገሊፆም። ገናሕቲ መኪና ናይተን ትካላት ናይ ኢድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ 28 ቋንቋታት ናይ ምጥፋእ ሓደጋ ከምዘንፀላለዎም ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 16, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ 28 ቋንቋታት ናይ ምጥፋእ ሓደጋ ከምዘንፀላለዎም ተገሊፁ። ኣብ ፖሊሲ ቋንቋታት ዘድሃበ መድረኽ ዘተ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ተሳሊጡ። ኣብቲ ሎሚ መዓልቲ ዝተሳለጠ መድረኽ ዘተ፥ ብመሰረትሕገ-መንግስቲ ፌዴሪኢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ሕብረተሰብ ኣድላዪ ጥንቃቐ ክገብር ይግባእ – ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ Gebremariam Weldegerima Mar 16, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ናብ ኢትዮጵያ ኣቲዩ ዘሎ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ሕብረተሰብ ኣድላዪ ጥንቃቐ ክገብር ከምዝግባእ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ኣተሓሳሲቡ። ኣብ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ዝተሳተፉ ዝተፈላለዩ ኣቦታት ሃይማኖት ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብምኽኒያት ቫይረስ ኮረና ብብርኪ ሃገር ኣብያተ ትምህርቲ ን15 መዓልታት ክዕፀዉ ኢዮም- ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ Gebremariam Weldegerima Mar 16, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብምኽኒያት ቫይረስ ኮረና ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ንዝቕፅሉ 15 መዓልታት ብብርኪ ሃገር ኣብያተ ትምህርቲ፣ ስፖርታዊ ምንቅስቓሳትን ኣኼባታትን ከምዝዕፀዉ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም። ኣኼባታት ብዝምልከት…
ኮሮናቫይረስ ኣሜሪካ ክትባት መከላኸሊ ቫይረስ ኮሮና ብብርኪ ፈተነ ምሃብ ክትጅምር ኢያ Gebremariam Weldegerima Mar 16, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ክትባት መከላኸሊ ቫይረስ ኮሮና ብብርኪ ፈተነ ሎሚ መዓልቲ ምሃብ ከምትጅምር ኣፍሊጣ። ሰበስልጣን ኣሜሪካ ከምዝገለፁዎ፥ እቲ ሎሚ መዓቲ ዝወሃብ ክትባት ኣብ 45 ፍቓደኛ ሰባት ከምዝግበርን እቲ ክትባት ድማ ዝኾነ ይኹን ግዳማዊ ጉድኣት…
ኮሮናቫይረስ ቫይረስ ኮሮና እንተሒዙካ ከመይ ትኸውን? ከመይከ ይሕከም? Gebremariam Weldegerima Mar 16, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቫይረስ ኮሮና(ኮቪድ-19) ኣብቲ ዝሓለፈ ወርሒ ታሕሳስ እዩ ክረኣይ ጀሚሩ። ይኹን እምበር ኣብ ዝሓፀረ እዋን ዓለማዊ ለበዳ ብምዃን ኣብ ብዙሓት ሃገራት ተዘርጊሑ'ሎ። ንቡዙሓት ሰባት እቲ ሕማም ቀሊል እዩ፤ ንገለ ሰባት ግን ከምዝቐትል ይግለፅ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረተሰብ ቫይረስ ኮረና ንምክልኻል ዓሊሞም ዝወሃቡ መምርሒታት ተግባራዊ ክገብር ከምዝግባእ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ኣተሓሳሲቦም Gebremariam Weldegerima Mar 16, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሕብረተሰብ ቫይረስ ኮረና ንምክልኻል ዓሊሞም ዝወሃቡ መምርሒታት ተግባራዊ ክገብር ከምዝግባእ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ኣተሓሳሲቦም። ቀዳማዊ ፓትርያርክ ርዕሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘኢትዮጵያ ሊቀ ጳጳስ ዘኣክሱም ወእጨጌ ዘመንበረ ተክለሃይማኖት…