ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ተወሰኽቲ 3 ሰባት ብቫይረስ ኮሮና ከምዝተለኸፉ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 16, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ተወሰኽቲ ሰለስተ ሰባት ብቫይረስ ኮሮና (ኮቪድ-19) ከምዝተለኸፉ ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ኢንስቲትዩት ትማሊ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተለኸፈ ፈላማይ ሰብ ካብ ዝርከብ ንደሓር ምስቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ዶክተር ኣቢይ ኣብ ፕሮጀክት እንጦጦ ዑደት ኣካይዶም Gebremariam Weldegerima Mar 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ፕሮጀክት እንጦጦ ዑደት ኣካይዶም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር እቲ ዑደት ኣመልኪቶም ኣባ ማሓበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ከምዝፀሓፉዎ፥ “ከተማታትና ኣብ ውሽጠን ፍሉይ ሃፍቲ ዝሓዛ ኢየን” ኢሎም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከይዲ መረፃ ዝለዓሉ ዘይምርድዳኣትን ክትዓትን ንምፍታሕ ዘኽእል ስልጠና ንዳኛታት ኣቢያተ ፍርዲ ፌዴራልን ክልል ይወሃብ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ከይዲ መረፃ ዝለዓሉ ዘይምርድዳኣትን ክትዓትን ንምፍታሕ ዘኽእል ስልጠና ንዳኛታት ኣቢያተ ፍርዲ ፌዴራልን ክልላትን እናሃበ ከምዝርከብ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ምክትል ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ኣይተ ሰሎሞን ኣረዳ ነቲ ስልጠና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓበራዊ ኮሚቴ ሚኒስቴር ጥዕና፣ ክልላትን ተፀዋዕቲ ትካላትን ስራሕቲ ቅድመ ምክልኻል ቫይረስ ኮሮና ገምጊሙ Gebremariam Weldegerima Mar 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓበራዊ ኮሚቴ ሚኒስቴር ጥዕና፣ ክልላትን ተፀዋዕቲ ትካላትን ኣብ ቅድመ ምክልኻል ቫይረስ ኮሮና ዝተሰርሑ ስራሕቲ ገምጊሙ። እቲ ሓበራዊ ኮሚቴ ኣብቲ ጉዳይ ኣድሂቡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናካየዶ ዝፀንሐ ኣኼባ ዛዚሙ ኣሎ። ኣብቲ ኣኼባ ድማ ሚኒስትር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሜዲካል ኮሌጅ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዩኒቨርሲቲ ኣዳማ፣ ደብረ ታቦርን ወቻሞን ተምሃሮኦም ኣመሪቖም Gebremariam Weldegerima Mar 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሜዲካል ኮሌጅ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኣዳማ፣ ዩኒቨርሲቲታት ደብረ ታቦርን ዋቸሞን ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘሰልጠነኦም ተምሃሮ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቐን። ዩኒቨርሲቲ ዋቸሞ ብመርሃ ግብሪ ድህረ ምረቓ፣ ስሩዕን ተኻታታሊን ዘሰልጠኖም 1 ሺሕን 223 ተምሃሮ ሎሚ…
ኮሮናቫይረስ ብዛዕባ እንታይነት ሕማም ቫይረስ ኮሮና እንታይ ይፈልጡ? Gebremariam Weldegerima Mar 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቫይረስ ንምክልኻልን ዝርግሕኡ ንምጋትን እዞም ዝስዕቡ ነጥቢታት ተግባራዊ ምግባር ከምዝግባእ ሰብ ሞያታት ጥዕና ይመኽሩ። ሕማም ኮሮና ቫይረስ ኣብ ሃገረ ቻይና ጀሚሩ ናብ ካልኦት ሃገራት ዓለም ኣፍሪካ እውን ሓዊሱ እናተስፋሕፈሐ ይርከብ፡፡ ብመሰረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 31 ኣምቡላንሳት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝርከባ ሆስፒታላትን ጣቢያታት ጥዕናን ተኸፋፊለን Gebremariam Weldegerima Mar 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ጥዕና ከተማ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣብታ ከተማ ንዝርከባ ሆስፒታላትን ጣቢያታት ጥዕናን 31 ኣምቡላንሳት ኣከፋፊሉ። ሓላፊ ቢሮ ጥዕና ዶክተር ዮሃንስ ጫላ ከምዝገለፁዎ፥ እተን ኣምቡላንሳት ግልጋሎት ሃንደበታዊ ሓደጋ ሓዊሱ ግልጋሎት ሕክምና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ክልላት መረፃ ዕላዊ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Mar 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ክልላት መረፃ ሎሚ መዓልቲ ዕላዊ ገይሩ። እቲ ቦርድ ኣመራርሓ ፓርቲታት ፖለቲካን ስቪክ ማሕበራትን ዝተሳተፍሉ መድረኽ ዘተ ሎሚ መዓልቲ ኣሳሊጡ። ኣብቲ መድረኽ እንታይነትን ኣካልላን ክልል መረፃን ከምኡ እውን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ቫይረስ ኮረና ብዝምልከት ሓበሬታ ንምልውዋጥ ዘኽአል ነፃ መስመር ስልኪ ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Mar 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ትግራይ ቫይረስ ኮረና ብዝምልከት ሓበሬታ ንምልውዋጥ ዘኽእል ነፃ መስመር ስልኪ ዕላዊ ከምዝኾነ ቢሮ ጥዕና እቲ ክልል ገሊፁ። ሓላፊ ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ዶክተር ሓጎስ ጎድፋይ ከምዝበልዎ፥ እቲ ነፃ መስመር ሰልኪ 6244 ኢዩ። ነፃ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ዶ/ር ኣቢይ ሕብረተሰብ ከይተደናገፀ ናይ ገዛእርእሱን ቤተሰቡን ጥዕና ክሕሊ ከምዝግባእ ኣተሓሳሲቦም Gebremariam Weldegerima Mar 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ሕብረተሰብ ከይተደናገፀ ናይ ገዛእርእሱን ቤተሰቡን ጥዕና ክሕሊ ከምዝግባእ ኣተሓሳሲቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮረና ዝተለኸፈ ውልቀ ሰብ ምርካቡ ስዒቡ ኣብ…