ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ፕሬዚዳንት ኡጋንዳ ዩዌሪ ሙሴቪኒ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Mar 13, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ፕሬዚዳንት ኡጋንዳ ዩዌሪ ሙሴቪኒ ሎሚ መዓልቲ ተዛቲየን። ብፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ሃገራት ተፋሰስ ኣባይ ዕላዊ ዑደት ስራሕ የካይድ ኣሎ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቫይረስ ኮሮና ኣብ ኢትዮጵያ ተረኺቡ Gebremariam Weldegerima Mar 13, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣4 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ብቫይረስ ኮሮና ዝተጠቕዐ ሰብ ኣብ ኢትዮጵያ ከምዝተረኸበ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ ኣረጋጊፁ። እቲ ብቫይረስ ኮረና ከምዝተለኸፈ ዝተረጋገፀ ወልቀ ሰብ ጃፓናዊ ከምዝኾነ እውን ተገሊፁ። እቲ ወዲ 48 ዓመት ጃፓናዊ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ኬንያ ምስ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ተዛትየን Gebremariam Weldegerima Mar 13, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ኬንያ ምስ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ተዛትየን። ኣብ ኬንያ ናይሮቢ ዕላዊ ዑደት ስራሕ እናገበራ ዝርከባ እተን ፕሬዚዳንት፥ ኣብ ኬንያ ምስ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ኣባላት ዳያስፖራ ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራዊ ጉዳያት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ቫይረስ ኮሮና ኣብ ጎረቤትና ኬኒያ ኣቲዩ Gebremariam Weldegerima Mar 13, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣4 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ኬኒያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተጠቕዐት ጓል ኣነስተይቲ ንመጀመርታ ጊዘ ከምዝረኸበት ኣፍሊጡ። ሚኒስትር እቲ ቤት ዕዮ ሙታይ ካግዌ፥ እታ ግዳይ ብ5 መጋቢት ካብ ኣሜሪካ ዝመፅአት እኳ እንተኾነት በቲ ቫይረስ ከምዝተለኸፈት…
ቢዝነስ ማሕበር ኣክሲዮን ንግዲ ኖርዝ ስታር መገዲ ኣየር ንግዲ ከምዘጣይሽ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Mar 13, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ማሕበር ኣክሲዮን ንግዲ ኖርዝ ስታር መገዲ ኣየር ንግዲ ከምዘጣይሽ ኣፍሊጡ። መስራቲ እቲ ትካልን ምክትል ኣካቢ ቦርድን ኣይተ መኮነን በየነ፥ እቲ መገዲ ኣየር ናይ ምጥያሽ ሓሳብ ክመፅእ ዝኸኣለ ኣብ ኢትዮጵያ ዘፈር ውልቀን ኣብ ኡንዱስትሪ ኣቪየሽን…
ስፓርት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ቅዱስ ጊዮርጊስ ዋና ኣሰልጣኒኣን ሓገዝቶምን አጊዳ Gebremariam Weldegerima Mar 13, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣመራርሓ ቦርድ ስራሕ ማሕበር ስፖርት ቅዱስ ጊዮርጊስ ኣብ ልዕሊ ዋና ኣሰልጣኒ፣ ሓገዝቲ ኣሰልጠንቲን ኣሰልጣኒ ሓላዊ ልዳትን ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ እገዳ ምንባሩ ኣፍሊጡ። እቲ ኣመራርሓ ቦርድ ስራሕ ኣብ ዝገበሮ ኣኼባ፥ ኣብ እዋናዊ ኩነታት እታ ጋንታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሰለስተ ዞባታት ትግራይ ወራር ዕስለ ኣምበጣ ዳግም ከምዝተርኣየ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 13, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ሰለስተ ዞባታት ትግራይ ወራር ዕስለ ኣምበጣ ዳግም ከምዝተረአየ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገጠርን ትግራይ ኣፍሊጡ። ይኹን እምበር እቲ ዕስለ ዛጊድ ከቢድ ጉድኣት ከምዘየብፀሐ ተሓቢሩ። ዳይሬክቶር ዳይሬክቶሬት ምክልኻልን ምቁፅፃርን ባልዓት እቲ ቢሮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ጉዳይ ግድብ ህዳሰ ኣብ ፍልጠት ዝተደረኸ ሰላማዊ ድርድር ብምግባር ረብሓ ኢትዮጵያ ምኽባር ከምዝግባእ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 13, 2020 0 አዲስ አበባ፣ መጋቢት 4፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክሊ ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያን ሩባ ኣባይን ዘድሃበ መድረኽ ዘተ ሙሁራት ተሳሊጡ። ብሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ዝተዳለወ እቲ መድረኽ ዘተ፥ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሆቴል ስካይ ላይት ኢዩ ተኻይዱ። ፕሬዚዳንታት…
ስፓርት ኣትሌቲክስ ፌዴሬሽን ኢትዮጵያ ኣብ ሃገር ኣቋራፂ ሻምፒዮና ኣፍሪካ ንምስታፍ ምድላው ንክገብሩ ናብ ካምፕ ዘእተዎም ኣትሌታት በቲኑ Gebremariam Weldegerima Mar 13, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣትሌቲክስ ፌዴሬሽን ኢትዮጵያ ኣብ ሃገር ኣቋራፂ ሻምፒዮና ኣፍሪካ ንምስታፍ ምድላው ንክገብሩ ናብ ካምፕ ዘእተዎም ኣትሌታት በቲኑ። እቶም ዝተመልመሉ ኣሰልጠንቲን ኣትሌታትን ኢትዮጵያ ብምውካል 30 መጋቢት 2012 ዓ.ም ኣብ ቶጎ፣ ሎሜ ንኽሳለጥ ኣብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት በዓልቲ ቤት ቀዳማይ ሚኒስትር ካናዳ ብቫይረስ ኮሮና ተታሒዘን Gebremariam Weldegerima Mar 13, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)በዓልቲ ቤት ቀዳማይ ሚኒስትር ካናዳ ሶፊ ግሪጎሪ ብቫይረስ ኮሮና ከም ዝተትሓዛ ተገሊፁ። ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር እታ ሃገር ዝወፅአ መግለፂ ከምዝሕብሮ፥ እተን በዓልቲ ቤት ቀዳማይ ሚኒስትር ንግዝኡ ንብሕተን ተፈልየን ክፀንሓ እየን።…