ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ ዓለም ለኸ መሻርኽቲ ትምህርቲ ተዛትየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ ዓለም ለኸ ጉጅለ ልኡኽ መሻርኽቲ ትምህርቲ ሚስስ ኣሊስ ኦልብራይት ተዛትየን።
ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ መሻርኽቲ ትምህርቲ ዝተፈጠረ ጥንኩር ምትሕብባር ተጠናኺሩ ክቕፅል ከምዝግባእ…