ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረት ኣውሮፓ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዎ ርክብ ፍሉይ ትኹረት ከምዝገብረሉ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Apr 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ምስ ኢትዮጵያ ንዘለዎ ርክብ ዝተፈለየ ትኹረት ከምዝህብ ምክትል ዋና ፀሓፊ እቲ ሕብረት ሳይመን ሞርዱ ኣረጋጊፆም፡፡ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ምስ ሳይመን ሞርዱ ተዛዮም። ኣብቲ እዋን ዘተ ኣብ ሞንጎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)ን ከይዲ ህንፀት ሞዴል መናሃርያ ቃሊቲ ተዓዚቦም Gebremariam Weldegerima Apr 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ን ሚኒስር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስ ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)ን ህንፀቱ እናተዛዘመ ዝርከብ ዘበናዊ ሞዴል መናሃሪያ ሃገር ኣቋፂ ትራንስፖርት ህዝቢ ቃሊቲ ተዓዚቦም፡፡ እቲ መናሃሪያ ኣብ ሰዓት 120…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወታደራዊ ልኡኽ የናይጄሪያ ኣብ ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያ ዑደት ገይሩ Gebremariam Weldegerima Apr 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብዋና ሓላፊ ሓበሬታ ምክልኻል ናይጄሪያ ፓርከር ኣንዳያዳይ ዝተመርሐ ወታደራዊ ልኡኽ ኣብ ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያ ዑደት ገይሩ። ኣብቲ እዋን ዑደት ድማ ምክትል ዋና ዳይሬክተር እቲ ኢንስቲትዩት ታዬ ግርማ (ዶ/ር) ነቲ ጉጅለ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኦብነግ ሓድነት እቲ ውድብ ኣብ ሓደጋ ዘውድቕ ተግባር ፈፂሞም ዝበሎም ኣቦ መንበር ካብ ሓላፍነት ኣልዒሉ Gebremariam Weldegerima Apr 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ናፅነት ግምባር ኦጋዴን (ኦብነግ)ሓድነት እቲ ውድብ ኣብ ሓደጋ ዘውድቕ ተግባር ፈፂሞም ንዝበሎም ኣቦ መንበር ኣብዲራህማን ማሃዲ ካብ ሓላፍነት ኣልዒሉ፡፡ ማእኸላይ ኮሚቴ ኦብነግ 2ይ ስሩዕ ኣኼባኡ የካይድ ኣሎ። እቶም ውልቀ ሰብ ላብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ኣምሓራ ናይ ወረዳ ማሕበረሰብ ተወከልቲ ኣጀንዳ ምትእኽኻብ ምዕራፍ ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Apr 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኣብ ክልል ኣምሓራ ናይ ወረዳ ማሕበረሰብ ተወከልቲ ኣጀንዳ ምትእኽኻብ ምዕራፍ ብዓወት ምዝዛሙ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ኮሚሽን ካብ 27 መጋቢት 2017 ጀሚሩ ክሳብ ሎሚ መዓልቲ እናካየዶ ዝፀንሐ ቀዳማይ ምዕራፍ ከይዲ ምትእኽኻብ ኣጀንዳ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ድሕንነት ዝተውሃበ መግለፂ Gebremariam Weldegerima Apr 9, 2025 0 ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ድሕንነት 1 ሚያዝያ 2017 ዓ.ም ብዝገበሮ ኣኼባ ሃገራዊ፣ ዞባዊን ዓለም ለኻዊን ኩነታት ገምጊሙ፡፡ ኢትዮጵያ ንዘበናት ፖለቲካዊ፣ ኢኮኖሚያዊ፣ ማሕበራዊን ዲፕሎማሲያዊን ስብራታት ገጢሞምዋ ነይሮም፡፡ እዞም ስብራታት ብምፅጋን ናብ ምዕባለ ትገብሮ ጉዕዞ እናቀላጠፈት ትርከብ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ታዬ ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Apr 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ መሃሙድ አሊ ዩሱፍ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ኣብቲ ዞባ ዘላቒ ሰላምን ፀፅታን ምዕሳል ኣብ ዘከኣለሎም ጉዳያት ብትኹረት ተመያይጦም፡፡ ብፍላይ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ሱዳን፣ ደቡብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብፍልጠት ብቑሓት ዝኾኑ ኣመራርሓን ሰብ ሞያን ንምፍራይ ዝበረታታዕ ስራሕ ይስራሕ ኣሎ – ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Apr 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኩለመዳያዊ ምዕባለ ንምርግጋፅ ብፍልጠትን ክእለትን ብቑዓት ኣመራርሓታትን ሰብ ሙያን ንምፍራይ ዝበረታታዕ ስራሕቲ እናተወገኑ ኣለዉ ክብሉ ሓላፊ ዘፈር ርክብ ህዝቢን ዓለም ለኸን ፓርቲ ብልፅግና ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር) ገሊፆም። ብርክብ ህዝቢን ዓለም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልል ኣምሓራ ቀፃሊ ኮንፈረንስ ትካላት ሃይማኖት ንኽተሰናድእ ተሓሪያ Gebremariam Weldegerima Apr 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብኣሰናዳእነት ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ኦሮሚያ "ትካላት ሃይማኖት ንኩለመዳይ ሰላምን ዕርቂን" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ከተማ ጅማ ዝተኻየደ ኮንፈረንስ ተዛዚሙ፡፡ ንክልተ መዓልቲታት ኣብ ዝተኻየደ ኮንፈረንስ ካብ መላእ ሃገር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተዘዋወረ ዝነበረ ልዕሊ 24 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለው ቡን ተታሒዙ Gebremariam Weldegerima Apr 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተዘዋወረ ዝነበረ ልዕሊ 24 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎ 3 ሺህ 700 ኩንታል ፍርያት ቡን ምሓዙ ኣፍሊጡ። እቲ ፍርያት ቡን ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ከተማ ደብረ ብርሃን ንምሳድ ከምኡ እውን ካብ ኣዲስ ኣበባ…