ቀ/ሚ ዶ/ር ኣቢይ ምስ ኣመራርሓታት ፓርቲ ብልፅግና ብምዃን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ወፍሪ ፅሬት ኣካይዶም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣመራርሓታት ፓርቲ ብልፅግና ብምዃን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ወፍሪ ፅሬት ኣካይዶም።
እቲ ወፍሪ ፅርየት፥ “ረሳሕ ኣተሓሳስባን ርስሓትን ካብ ከተማይ ከንፅህ ኢየ” ዝብል መሪሕ ቃል ዘለዎ…