ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ዶክተር ኣቢይ ኢትዮጵያ ምህናፅ ቀዳማይ ተግባር ክኸውን ከምዝግባእ ተዛሪቦም Gebremariam Weldegerima Feb 26, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ዓባይ ሃገር ዘይብሉ ዓብዪ ህዝቢ ስለዘይህሉ ኢትዮጵያ ምህናፅ ቀዳማይ ተግባር ክኸውን ይግባእ ኢሎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዞባ ከምባታ ጠምባሮ ከተማ ዱራሜ ኣብ ስታዲየም ንዝተኣከቡ ነበርቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 1 ነጥቢ 2 ሚሊየን መራሕቲ ስድራ ተረባሕቲ ዝገብር ፕሮጀክት ናብ ስራሕ ከምዘእተወ ሚኒስቴር ሕርሻ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ብልቓሕ ብዝተረኸበ ገንዘብ 1 ነጥቢ 2 ሚሊየን መራሕቲ ስድራ ተረባሕቲ ዝገብር ፕሮጀክት ናብ ስራሕ አእቲዩ እናተንቀሳቐሰ ምዃኑ ሚኒስቴር ሕርሻ ገሊፁ። እቲ ገንዘብ፥ ካብ ባንኪ ዓለም ብነዊሕ ግዘ ዝኽፈል ዝተረኸበ ልቓሕ ኢዩ ተባሂሉ። እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ክልተ ሓደሽቲ ሽመታት ዕላዊ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Feb 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ መዓልቲ ክልተ ሓደሽቲ ሽመታት ዕላዊ ገይሩ። ብመሰረት እዚ፦ 1. ኣይተ ዮሃንስ ቧያለው ፕሬዚዳንት ኣመራርሓ ኣካዳሚ መለስ ዜናዊ 2. ዶክተር ኣምባሳደር ኣዲስኣለም ባሌማ ድማ ዋና ዳይሬክተር…
ቢዝነስ ኣብ ከተማ ዓድዋ ን10 መዓልቲ ዝፀንሕ ኤግዝብሽንን ባዛርን ተኸፊቱ Gebremariam Weldegerima Feb 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽንያት መበል 45 ዓመት በዓል 11 ለካቲትን መበል 124 ዓመት በዓል ዓወት ዓድዋን ምክንያት ብምግባር ን10 መዓልቲ ዝፀንሕ ኤግዚቢሽንን ባዛርን ኣብ ከተማ ዓድዋ ተኸፊቱ። እቲ ባዛር ኤግዝብሽን ብማሕበር ተጋደልቲ ትግራይ ዝተዳለወ ኮይኑ፥ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝርዝር ሽም ሎሚ መዓልቲ ክሶም ክቋረፅ ዝተወሰነ ዜጋታት ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Feb 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ብዝተፈላለየ ምኽኒያታት ጉዳዮም ብሕጊ ክከታተሉ ንዝፀንሑ 63 ዜጋታት ክሶም ብምቁራፅ ካብ ቤት ማእሰርቲ ክወፅኡ ከምዝተወሰነ ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጌ ፌዴራል ሎሚ መዓልቲ ገሊፁ። ብመሰረት እዚ፦ 1. ሌ/ኮ/ ቢኒያም ተወልደ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ነበር ፕሬዚዳንት ግብፂ ሆስኒ ሙባረክ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈልዮም Gebremariam Weldegerima Feb 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ፕሬዚዳንት ግብፂ ሆስኒ ሙባረክ ኣብ 91 ዓመቶም ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈልዮም። ንኣስታት 30 ዓመታት ንግብፂ ብፕሬዚዳንትነት ዝመርሑ ሆስኒ ሙባረክ፥ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ኣብ 2011 ብህዝባዊ ዓመፅ ካብ ስልጣን ከምዝተወገዱ ይዝከር።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉዳዮም ብሕጊ ክከታተሉ ዝፀንሑ 63 ዜጋታት ክሶም ብምቁራፅ ካብ ቤት ማእሰርቲ ክወፅኡ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Feb 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ብዝተፈላለየ ምኽኒያታት ጉዳዮም ብሕጊ ክከታተሉ ንዝፀንሑ 63 ዜጋታት ክሶም ብምቁራፅ ካብ ቤት ማእሰርቲ ክወፅኡ ከምዝተወሰነ ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጌ ፌዴራል ሎሚ መዓልቲ ገሊፁ። ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ ፌዴራል ነዚ ጉዳይ ብዝምልከት ሎሚ መዓልቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ዶክተር ኣቢይ ምስ ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ዢንፒንግ ብስልኪ ተዛትዮም Gebremariam Weldegerima Feb 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ዢንፒንግ ኣብ ጉዳይ ቫይረስ ኮሮና ኣድሂቦም ብስልኪ ተዛትዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ንምዕጋት እናተሰርሑ ዝርከቡ ፃዕሪታት ሓዊሱ ኣብ ካልኦት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ዓለም ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ኣበርቲዓ ክትሰርሕ ይግባእ – ውድብ ጥዕና ዓለም Gebremariam Weldegerima Feb 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም በቢ መዓልቱ ኣስጋኢነቱ እናወሰኸ ዝመፅአ ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ክትዳሎ ከምዝግባእ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣፍሊጡ። ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም ዝርከቡ ልዕሊ 80 ሺሕ ሰባት በቲ ቫይረስ ከምዝተለኸፉ ማዕኸናት ዜና ዓለም ይሕብሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስልጠና ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ብብርኪ ፌዴራል ይወሃብ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Feb 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ስልጠና ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ብብርኪ ፌዴራል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይወሃብ ኣሎ። ኣባል ፈፃሚት ስራሕ እቲ ፓርቲ ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ ኣብ መኽፈቲ እቲ ስልጠና ኣብ ዝገበርኡ መደረ፥ እቲ ሰልጠና ኣብ ሃገራዊ ለውጢን ነቲ ለውጢ ስዒቦም ዝተወሰዱ…