ኣብ ሞንጎ መንግስቲ ክልል ኦሮሚያን ኦሮሞ ነፃነት ሰራዊት ዝተፈረመ ስምምዕነት ንኹሉ ተጠቃሚ ዝገብር ኢዩ – ሚኒስቴር ሰላም
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ መንግስቲ ክልል ኦሮሚያን ኦሮሞ ነፃነት ሰራዊት ዝተፈረመ ስምምዕነት ንኹሉ ተጠቃሚ ዝገብር ከምዝኾነ ሚኒስቴር ሰላም ኣፍሊጡ፡፡
እቲ ሚኒስቴሩ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ÷ “መንግስቲ ክልል ኦሮሚያን ኦሮሞ ነፃነት ሰራዊትን ስምምዕነት ሰላም…