ርክብ ህዝብታት ትግራይን ኣምሓራን ንምጥንኻር ዝዓለመ መድረኽ ዘተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ርክብ ህዝብታት ትግራይን ኣምሓራን ንምጥንኻር ዝዓለመ መድረኽ ዘተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ መድረኽ ዘተ ብሚኒስቴር ሰላም ዝተሰናድአ እንትኸውን፥ ምሁራን፣ ዓበይቲ ዓዲ፣ መራሕቲ ሃይማኖትን ስሙያት ሰባትን ይሳተፉ ኣለዉ።…