ኣብ ፈጠራ ዕድል ስራሕን ኣህጉራዊ ቁጠባዊ ዕቤትን ኣፍሪካ ትኹረት ዝገበረ መድረኽ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፈጠራ ዕድል ስራሕን ኣህጉራዊ ቁጠባዊ ዕቤትን ኣፍሪካ ትኹረት ዝገበረ መድረኽ ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ መድረኽ “ንፈጠርቲ ዕድል ስራሕ ናፃ ምውፃእ” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ኣዳራሽ ኮሚሽን ኢኮኖሚ ኣፍሪካ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኢዩ እናተካየደ…