ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ ጦር ምድሪ ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Feb 18, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ጦር ምድሪ ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስላጥ ጀሚሩ። ንኣርባዕተ መዓልቲታት ኣብ ሆቴል ሸራተን ኣዲስ ዝካየድ ጉባኤ፥ ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ዝተውፃእፅኡ ኣዘዝቲ ሰራዊት እናተሳተፉ ይርከቡ። እቶም ወታደራዊ ኣዘዝቲ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል 11 ለካቲት ሓዱሽ ናይ ቃልሲ ምዕራፍ ንምጅማር ቃልና ነሐድሰሉ ኢዩ – ዶ/ር ደብረፅዮን Gebremariam Weldegerima Feb 18, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል 11 ለካቲት ሕሉፍ ቃልሲ ንምዝካር ጥራሕ እነኽብሮ እንተይኮነስ ሓዱሽ ናይ ቃልሲ ምዕራፍ ንምጅማር ቃልና እንሕድሰሉ ከምዝኾነ ምምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ገሊፆም። መበል 45 ዓመት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ እናካየደቶ ትርከብ ለውጢ ንምሕጋዝ ኣሜሪካ ልዑል መዋእለ ንዋይ ፈሰስ ከምትገብር ኣፍሊጣ Gebremariam Weldegerima Feb 18, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ እናካየደቶ ትርከብ ኩለመዳይ ለውጢ ንምሕጋዝ ኣሜሪካ ልዑል መዋእለ ንዋይ ፈሰስ ከምትገብር ሚኒስትር ጉዳት ወፃኢ ኣሜሪካ ማይክ ፖምፒዮ ኣፍሊጦም። ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዊ ዑደት ስራሕ እናገበሩ ዝርከቡ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ማይክ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ተዛትየን Gebremariam Weldegerima Feb 18, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ማይክ ፖምፒዮ ኣብ ቤት ፅሕፈተን ተቐቢለን ተዛትየን። ኣብቲ ዘተ ዝተሳተፉ ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ከምዝበሉዎ፥ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዶክተር ፋንታ ማንደፍሮ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኮይኖም ተሾይሞም Gebremariam Weldegerima Feb 18, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዶክተር ፋንታ ማንደፍሮ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኮይኖም ተሾይሞም። ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ 5ይ ዙር 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ ቀዳማይ ህፁፅ ጉባኤኡ እናሳለጠ ይርከብ። ኣብቲ ጉባኤ፥ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ላቀ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጨፌ ኦሮሚያ ስሩዕ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Feb 18, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ጨፌ ኦሮሚያ ስሩዕ ጉባኤኡ ሎሚ መዓልቲ ምክያድ ጀሚሩ። ነቲ ጉባኤ ብመደረ ዝኸፈተኦ ኣፈ ጉባኤ ጨፌ ኦሮሚያ ወይዘሮ ሎሚ በዶ፥ እቲ ጨፌ ትልሚን በጀትን ዓመተ 2012 ኣፅዲቑ ናብ ስራሕ ምስ ኣተወ ኣብቲ ክልል ዝተሰርሑ ስራሕቲ ልምዓትን ሰናይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ህፁፅ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Feb 18, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ ህፁፅ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ። እቲ ቤት ምኽሪ ሎሚ መዓልቲ ጉባኤኡ ዝጀመረ እንትኸውን፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ኣድሂቡ ክዝቲ ኢዩ ተባሂሉ። ዝተፈላለዩ ውሳነታት ከምዘመሓላልፍን ሽመታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ማይክ ፖምፒዮ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም Gebremariam Weldegerima Feb 18, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ለካቲት፣ 2011 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ማይክ ፖምፒዮ ንዕዊ ዑደት ስራሕ ትማሊ ምሸት ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም። ፖምፒዮ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ እንትበፅሑ ድማ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ኣቀባብላ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ ኣብ ዘሳለጦ መበል 79 ስሩዕ ኣኼብኡ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ሂቡ Gebremariam Weldegerima Feb 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሓምለ ፣ 2011 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ መበል 79 ስሩዕ ኣኼብኡ ኣብ ዝተፈላለዩ ረቀቕቲ ኣዋጃት ብምዝታይ ውሳነታት ሂቡ። እቲ ቤት ምኽሪ ብመጀመርታ ደረጃ ዝተዛተየ ኣብ መመሓየሺ ረቂቕ ኣዋጅ ተወሳኺ በጀትን ኣሸፋፍና ወፃኢን መንግስቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፅባሕ ዝሳለጥ ስሩዕ ጉባኤ ጨፌ ኦሮሚያ ኣብቲ ክልል ዘሎ ፀፅታ ብዝምልከት ትኹረት ክገብር ኢዩ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Feb 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅባሕ ዝሳለጥ ስሩዕ ጉባኤ ጨፌ ኦሮሚያ ኣብቲ ክልል ዘሎ ምኽባር ልዕልነት ሕጊን ፀፅታን ብዝምልከት ትኹረት ብምግባር ከምዝዝቲ ተገሊፁ። ኣፈ ጉባኤ ጨፌ ኦሮሚያ ወይዘሮ ሎሚ በዶ ኣብ ዝሃብኡ መግለፂ፥ ኣብ ዝሓለፈ ኣብ ዝተኻየደ ዓስራይ ስሩዕ ጉባኤ…