ትካል ሓባሲ ንብዓት ዘቕርቦም ናይ እርማት ስጉምቲታት እናተተግበሩ ከምዘይኮነ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ትካል ሓባሲ ንብዓት ኣብ ዘቕርቦም ናይ እርማት ስጉምቲታት ኣብ ታህተዋይን ማእኸላይን ብርኪ ምሕደራ መንግስቲ ግቡእ መልሲ ከምዘይረኽቡ ተገሊፁ።
እቲ ትካል ንኽልተ መዓልቲ ዝፀንሕ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ትልሚ ሽዱሽተ ወርሒ ኣብ ከተማ ኣዳማ ይግምግም ኣሎ።…