Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ህንዲ ሄሊኮፕተር ተሓምሺሻ ህይወት 7 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሰሜን ህንዲ ግዝኣት ኡታራክሃንድ ሎሚ መዓልቲ ብዘጋጠመ ሓደጋ ምምሕምሻሽ ሄሊኮፕተር ህይወት ሸውዓተ ሰባት ሓሊፉ፡፡ እቲ ሓደጋ እታ ሄሊኮፕተር ምብራር ምስ ጀመረት ኣብ ውሽጢ ሒደት ደቓይቕ ዘጋጠመ ከምዝኾነ ሰብ መዚ እቲ ከባቢ ተዛሪቦም፡፡…

ፕሬዚዳንት ታዬ ዩኒቨርሲቲ ጎንደር ብ4 ቢሊየን ብር ወፃኢ ዘህነፆም ፕሮጀክታት መሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህን ዩኒቨርሲቲ ጎንደር 4 ቢሊየን ብር ወፃኢ ዘህነፆም 22 ፕሮጀክታት መሪቖም ከፊቶም፡፡ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ ÷…

ሰራዊት ምክልኻል ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ጋህዲ ንኽኸውን ልኡኽቱኡ ብብቕዓት ይዋፃእ ኣሎ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ጋህዲ ንኽኸውን ልኡኽቱኡ ብብቕዓት ይዋፃእ ኣሎ ኢሎም ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፡፡ ሳልሳይ ዓመት ምስረታ ኮር ህዳሰ "ህዳሰ ብህዳሴ ኮር" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ…

ኣብ ወፍሪ ክታበት ፖሊዮ ክሳብ ሕዚ 15 ነጥቢ 3 ሚሊየን ህፃናት ተኸቲቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ኣብ 2ይ ዙር ወፍሪ ክታበት ሕማም ፖሊዮ ክሳብ ሕዚ 15 ነጥቢ 3 ሚሊየን ህፃናት ተኸቲቦም ኢሉ፡፡ ኣብቲ ኢንስቲትዩት መተሓባበሪ ምላሽ ለበዳ ሕማም ፖሊዮ ኣይተ ሚኪያስ ኣላዩ ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ከምዝበሉዎ÷…

ህፃናት ናይ ፅባሕ ተረከብቲ ሃገር ንኸኾኑ ዝስርሑ ተግባራት ተጠናኺሮም ክቕፅሉ ኢዮም – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብቲ ምምሕዳር ህፃናት ናይ ፅባሕ ተረከብቲ ሃገር ንኸኾኑ ዝስርሑ ተግባራት ተጠናኺሮም ክቕፅሉ ኢዮም ኢለን። መበል 35 መዓልቲ ህፃናት ኣፍሪካ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ኣደባባይ ደቂ ኣንስትዮ…

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ 51 ሺሕን 521 ተምሃሮ ፈተና 12 ክፍሊ ብኦንላይን ክወስዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኩሎም መዛዘሚ ፈተና 12 ክፍሊ ዝወስዱ ተምሃሮ ብኦንላይን ክፍተኑ ምግባር ኣድላዪ ምድላው እናተዛዘመ ይርከብ ኢሉ ቢሮ ትምህርቲ እቲ ምምሕዳር ከተማ፡፡ ምክትል ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣይተ ዲናኦል ጫላ ንፋና ዲጂታል ከምዝበሉዎ÷ ኣብ ኣዲስ…

ብምጭንናቕ ትራፊክ ካብ ዘስካሕኽሕ ሓደጋ ኣውሮፕላን ዝተረፈት ህንዳዊት…

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቡሚ ቹሃን ብምኽንያት ምጭንናቕ ትራፊክ ካብ በረራ ሰዓት 10 ደቒቕ ደንጉያ ብምብፃሓ ካብቲ ዘስካሕኽሕ ሓደጋ ምሕምሻሽ ኣውሮፕላን ክትተርፍ ክኢላ፡፡ ቡሚ ቹሃን ተምሃሪት ቢዝነስ ኣድሚኒስትሬሽን እንትትከውን÷ ናብራኣ ምስ በዓል ገዝኣ ኣብ እንግሊዝ…

ኢትዮጵያ ስደተኛታት ተቐቢላ ብምትእንጋድ እናወገነቶ ትርከብ ተግባር ዝነኣድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ላዕለዋይ ኮሚሽነር ስደተኛታት ሕቡራት መንግስታት ፊሊፖ ግራንዲ ኢትዮጵያ ስደተኛታት ተቐቢላ ብምትእንጋድ እናወገነቶ ትርከብ ተግባርን ፃዕሪን ዝድነቕ ዚዩ ኢሎም። ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ንላዕለዋይ ኮሚሽነር ፊሊፖ ግራንዲ ኣብ ብሄራዊ ቤተመንግስቲ…

ሃፍቲ ኢትዮጵያ ብዝግባእ ንምጥቃም ስራሕቲ ኢኖቬሽን ክበረታትዑ ይግባእ – ዳንኤል ቅጣው (ፕ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓሚቕ ሃፍቲ ተፈጥሮ ኢትዮጵያ ብዝግባእ ንምጥቃም ስራሕቲ ኢኖቬሽንን ፈጠራን ክበረታትዑ ይግባእ ኢሎም ፕሬዚዳንት ኣፍሪካሊክስ ዳንኤል ቅጣው (ፕ/ር)፡፡ ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ ዝኾነ ዓለም ለኸ ጉባኤ ኢትዮጵያሊክስ "ንኢኖቬሽን ምቹው ከባቢ ምፍጣር…

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ መንበሪ ኣባይቲ ብቅልጡፍ ብፅሬትን ንምህናፅ ብፍሉይ ትኹረት ይስራሕ ኣሎ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ መንበሪ ኣባይቲ ብቅልጡፍ ብፅሬትን ብዝተፈላለዩ ኣማራፂታት ንምህናፅ ብፍሉይ ትኹረት ይስራሕ ኣሎ ኢለን ከንቲባ እቲ ምምሕዳር ከተማ ኣዳነች ኣቤቤ፡፡ እተን ከንቲባ ኣብ ክፍለ ከተማ ንፋስ ስልክ ላፍቶ ከባቢ ኣደባባይ ጀርመን…