ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ መፃኢ ሓሙስ ኣብ ዘካይዶ ህፁፅ ኣኼቡኡ ረቂቕ ኣዋጅ ኤክሳይዝ ታክስ ከፅድቕ ኢዩ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ዝቕፅል ሓሙስ ኣብ ዘካይዶ ህፁፅ ኣኼቡኡ ረቂቕ ኣዋጅ ኤክሳይዝ ታክስ ከፅድቕ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።
ባይቶ ወከል ህዝቢ ፌዴሪኢ፥ መፃኢ ሓሙስ 5 ለካቲት 2012 ዓ.ም 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 1ይ ህፁፅ ኣኼቡኡ ከካይድ…