Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ መንበሪ ኣባይቲ ብቅልጡፍ ብፅሬትን ንምህናፅ ብፍሉይ ትኹረት ይስራሕ ኣሎ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ መንበሪ ኣባይቲ ብቅልጡፍ ብፅሬትን ብዝተፈላለዩ ኣማራፂታት ንምህናፅ ብፍሉይ ትኹረት ይስራሕ ኣሎ ኢለን ከንቲባ እቲ ምምሕዳር ከተማ ኣዳነች ኣቤቤ፡፡ እተን ከንቲባ ኣብ ክፍለ ከተማ ንፋስ ስልክ ላፍቶ ከባቢ ኣደባባይ ጀርመን…

ሃገር በቆል መፅናዕቲን ምርምርን ንጥዕና ሕብረተሰብ እታወት ንኽውዕል ምግባር የድሊ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ጥዕና ፍሬህይወት አበበ ሃገር በቆል መፅናዕቲን ምርምርን ናብ ልምዓት ብምልዋጥ ንጥዕና ሕብረተሰብ እታወት ምውዓል ይግባእ ኢለን። ኢንስቲትዩት ምርምር ኣርማወር ሃንሰን (ኣህሪ) ‘ዕዙዝ ልምዓትን ምርምርን ጥዕና ንዝሐሸ ጥዕና’ ብዝብል…

ካብ 70 ዓመት በዓልቲ ፀጋ ዕድመ ከብዲ 14 ኪሎ ግራም ፅኪ ብሕክምና መጥባሕቲ ተወጊዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓፈሻዊ ሆስፒታል ነጌሌ ቦረና ካብ ከብዲ ሓንቲ በዓልቲ ፀጋ ዕድመ 70 ዓመት 14 ኪሎ ግራም ዝምዘን ፅኪ ብሕክምና መጥባሕቲ ከምዘወገደ ሓቢሩ፡፡ እቲ ሕክምና መጥባሕቲ ልዕሊ ክልተ ሰዓት ከምዝወሰደ ኣብቲ ሆስፒታል ስፔሻሊስት የሕክምና መጥባሕቲ ዝኾኑ…

ብዝኾነ ይኹን ኩነታት ዝፍነዉ ትንኮሳታት ዝምክት ሰራዊት ተሃፁ ኢዩ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላብባሕሪ ይኹን ብምድሪ ዝፍነዉ ትንኮሳታት ዝምክት ሰራዊት ተሃኒፁ ኢዩ ኢሎም፡፡ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዘቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ርክባተ ወፃኢን ሰላምን ፀብፃብ ኣፈፃፅማ 10 ኣዋርሕ በጀት ዓመት…

ሓደገኛ ኬሚካላት ብጥንቃቐ ንምውጋድ …

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መዚ ሓለዋ ከባቢ ኣብ ጎስጓስ ንፅህቲ ኢትዮጵያ ሓደገኛ ኬሚካላት ብግቡእን ብጥንቃቐን ንምውጋድ ብትኹረት ክዝስራሕ ኢዩ ኢሉ፡፡ ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ለሊሴ ነሜ (ኢ/ር) ከምዝበለኦ÷ ሓደገኛ ኬሚካላት ናይ ኣገልግሎት ግዘኦም እብትሓልፍ…

ብዝተሰሓሓተ ያታ ዝተሸረሸሩ ባህሊታት ንምጉልባት ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ህብረ ብሄራዊ ሓድነትን ምርድዳእብ ብምፍጣር ብዝተሰሓሓተ ያታ እናተሸረሸሩ ዝመፅኡ ባህሊታትን ክብሪታትን ንምጉልባት ይስራሕ ኣሎ፡፡ ሚኒስቴር ሰላም ምስ ዩኒቨርሲቲ ወሎ ብምትሕብባር "ወለንታ ንሓድነት" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ንመበል 13 ግዘ ብስልጠና…

ሙሉጌታ ከበደ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ኮንጎ ኮኾባት ተፃትቲ ክፍሊ ምጥቃዕ ኢትዮጵያውያን ሓደ ዝነበረ ሙሉጌታ ከበደ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ፡፡ ነበር ተፃዋታይ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ብሄራዊ ሙሉጌታ ከበደ ብዘጋጠሞ ሕማም ብሕክምና ሓገዝ እናተገበረሉ ድሕሪ ምፅናሕ ሎሚ መዓልቲ…

ቻይና ሃገራት ደቡብ ኣብ ሓበራዊ ዕቤት ብሓባር ንኽሰርሓ ፀዊዓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቻይና ኣብ ምዕባይ ዝርከባ ሃገራት ደቡብ ኣብ ሓበራዊ ራኢን ዕቤትን ብሓባር ንኽሰርሓ ፃውዒት ኣቕሪባ፡፡ ቻይና ምስ ሃገረት ኣፍሪካን ደቡብን ዘለዋ ምትሕብባር ንምጥንኻር ዝተበፅሐ ስምምዕነት ቻንግሻ ኣፈፃፅምኡ ብዝምልከት ሓበራዊ ምኽክር ብምግባር…

ኣብ 2ይ ምዕራፍ ልምዓት ኮሪደር ልዕሊ 60 ሺሕ ንዝኾኑ መናእሰይ ዕድል ስራሕ ተፈጢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መካየዲ ስራሕ ቤት ፅሕፈት ከተማ ኣዲስ ኣበባ 28 መስከረም 2017 ዓ.ም ኣብ ዝተጀመረ ካልኣይ ምዕራፍ ልምዓት ኮሪደር ካብ 60 ሺሕ ንዝበልፁ መናእሰይ ዕድል ስራሕ ተፈጢሩ ኢሉ። ብመዓርግ ምክትል ከንቲባ ዋና መካየዲ ስራሕ ኣዲስ ኣበባ ወንድሙ ሴታ…

3ይ ሃገር ለኸ ጉባኤ ሰላም ኣብ ከተማ ባህር ዳር ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)3ይ ሃገር ለኸ ጉባኤ ሰላም "ሃይማኖታት ንሰላም፣ ንምክብባርን ሕብረትን" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ከተማ ባህር ዳር ይካየድ ኣሎ፡፡ እቲ ጉባኤ ሰላም ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ምስ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ክልል ኣምሓራ ብምትሕብባር ዝተሰናደአ…