ኣብ መበል 12 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ስሑል ሽረ፣ ቅዱስ ጊዮርጊስ፣ ኣዳማ ከተማን ወላይታ ድቻን ዓወት ቀኒዑወን
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መበል 12 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ዓመተ 2012 ትማሊ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ኢትዮጵያ ቀፂሎም ውዒሎም።
ብመሰረት እዚ ስሑል ሽረ፣ ቅዱስ ጊዮርጊስ፣ ኣዳማ ከተማ፣ ክማ ኣባ ክፋር፣ ወላይታ ድቻን ወልቂጤ ከተማን እንትዕወታ፥ መቐለ ሰብዓ…