ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ከተማ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ስሩዕ ኣኼቡኡ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ከካይድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jan 23, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2012 (ኢፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ከተማ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ 7ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 2ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ከካይድ ኢዩ። እቲ ስሩዕ ኣኼባ ንሰለስተ መዓልቲታት ከምዝካየድ ቤት ፅሕፈት እቲ ቤት ምኽሪ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ ሓበሬታ ኣፍሊጡ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ንኹሉ ዝሓቁፍ ስርዓት ፋይናንስ ብምስፍሕፋሕ ኣብ ምሕጋዝ ደኣንት ትኹረት ሂባ እናሰርሐት ምዃና ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jan 23, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2012 (ኢፍ ቢ ሲ)ኣብ ዳቮስ ዝሳለጥ ዘሎ ፎረም ኢኮኖሚ ዓለም “ካብ ውልቀ ሰብ ዝሓለፈ ንኹሉ ዝሓቁፍ ግደ ፋይናንስ፣ ደቀቕቲ፣ ኣናእሽተይን ማእኸለዎትን ኢንተርፕራይዛት” ብዝብል ርእሲ ዘተ ተኻይዱ። ኣብቲ ፎረም ኣብ ዓበይቲ ሃገራት ሓቛፋይነት ፋይናንስ ንምስፍሓፋሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ሓላፍነቱ ብመንፅር ዝተጣየሸሉ ዕላማ ብኣግባባቡ ክዋፃእ ይግባእ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Jan 23, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ መበል ሓምሻይ ዘበን ስራሕ ዓስራይ ስሩዕ ጉባኤኡ፥ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ 6 ኣዋርሕ ዓመተ 2012 ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ኣዳሚፁ። ነቲ ፀብፃብ ዘቕረቡ ኮሚሽነር ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ሞንጎ ፓኪስታንን ህንዲን ዘሎ ንሕንሕ ንመምርግጋእ ውድብ ሕቡራ መንግስታት ኢዱ ንኸእቱ ቀዳማይ ሚኒስትር ፓኪስታን ሓቲቶም Gebremariam Weldegerima Jan 23, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ፓኪስታንን ህንዲን ዘሎ ንሕንሕ ንመምርግጋእ ውድብ ሕቡራ መንግስታት ኢዱ ንኸእቱ ቀዳማይ ሚኒስትር ፓኪስታን ኢምራን ካን ሓቲቶም። ኢምራን ካን፥ ኩሉ ግዘ ሃገሮምን ህንዲን ናብ ወጥሪ ዝኣትዋላ ግዝኣት ካሽሚር ዕልባት ንመሃብ ውድብ ሕቡራት…
ቢዝነስ ኢትዮጵያን ፊንላንድን ንመፈፀሚ ፕሮጀክት ኮዋሽ ዝውዕል ልዕሊ ብር 1 ነጥቢ 3 ቢሊየን ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪመን Gebremariam Weldegerima Jan 23, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ፊንላንድን ኣብ ሓሙሽተ ክልላት ተግባራዊ ዝኸውን መፈፀሚ ፕሮጀክት ፅሩይ መስተ ማይን ሓለዋ ጥዕናን ማሕበረሰብ(ኮዋሽ) ዝውዕል ሰነድ ስምምዕነት ብር 1 ነጥቢ 3 ቢሊየን ተፈራሪመን። ካብ ፊንላንድ ዝመፅኡ ሓለፍቲ ኮዋሽ፣ ኣማኸርቲ ቴክኒክ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ኣፍሪካ ዘላቒ ሰላም ንክረጋገፅ እትገብሮ ፃዕሪ ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ-ኣይተ ደመቀ መኮነን Gebremariam Weldegerima Jan 23, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኣፍሪካ ዘላቒ ሰላም ንክረጋገፅን ኣህጉራዊ ምትእስሳር ኢኮኖሚ ንክፍጠርን ዓሊማ እትገብሮ ፃዕሪ ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮነን ተዛሪቦም። መራሕቲ ኣፍሪካ ኣብ ሓደ መድረኽ ዝተኣከብሉ መድረኽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፂን ኣብ ኣመላልኣን ኣሳድዳን ማይ ግድብ ህዳሰ ዘድሃበ ዘተ ኣብ ካርቱም የካይዳ ኣለዋ Gebremariam Weldegerima Jan 23, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፂን ኣብ ኣመላልኣን ኣሳድዳን ማይ ግድብ ህዳሰ ዘድሃበ ናይ መወዳእታ ረቂቕ ስምምዕነት ንምድላው ዝዓለመ ዘተ ኣብ ካርቱም የካይዳ ኣለዋ። እተን ሃገራት ዘካይድኡ ዘለዋ ዘተ ትማሊ ኢዩ ጀሚሩ። ሰብ ሞያታት ቴክኒክን ሕጊን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ካብ ክልል ደቡብ ምስ ዝተውፃእፅኡ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ተዛትዮም Gebremariam Weldegerima Jan 23, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ካብ ክልል ደቡብ ምስ ዝተውፃእፅኡ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ተዛትዮም። ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝተሳለጠ እቲ ዘተ፥ ልዕሊ 2 ሺሕ ዝኾኑ ተወከልቲ ተረኺቦም። ካብ ኩለን ዞባታት እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ቅድመን ድሕረን ሃገራዊን ክልላዊን ምርጫ ኢትዮጵያ ድጋፍ ንክገብር ተሓቲቱ Gebremariam Weldegerima Jan 23, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ቅድመን ድሕረን ሃገራዊን ክልላዊን ምርጫ ኢትዮጵያ ድጋፍ ንክገብር ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ሓቲቱ። ተወከልቲ ኣባላት ፓርላማ ሕብረት ኣውሮፓን ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢን ኣብ 2012 ዓ.ም ዝካየደ ሃገራዊ ምርጫ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ረቂቕ ኣዋጅ ስርዓት ርክብ መንግስታት ፌዴራልን ክልልን ዳግም ንኽረአ ተወሲኑ Gebremariam Weldegerima Jan 23, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ረቂቕ ኣዋጅ ስርዓት ርክብ መንግስታት ፌዴራልን ክልልን ዳግም ንኽፍተሸ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ሕጊ፣ ፍትሒን ዴሞክራሲን ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ሓቲቱ። እቲ ቀዋሚ ኮሚቴ ረቂቕ ኣዋጅ ስርዓት ርክብ መንግስታት ፌዴራልን ክልልን ብዝምልከት ትማሊ ምስ…