Fana: At a Speed of Life!

ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኮትዲቯር ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ዓለም ለኸ ምትሕብባርን ኮትዲቯር ካባ ኒያሌ ተዛቲዮም፡፡ እቶም ሚኒስትራት ኣብ ዘተኦም ኣብ ኢትዮጵያን ኮትዲቯርን ክልተኣዊ ከምኡ እውን ናይ ሓባር ኣህጉራዊ ጉዳያት…

ኣብ ጀርመን ዝደመቐ ፈረንሳዊ ኮኸብ …

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ጀርመናዊት ሓያል ጋንታ ባየርን ሙኒክ እገናገበረቶ ኣብ ትርከብ ዕዉት ጉዕዞ ፈረንሳዊ ኮኸብ ማይክል ኦሊሴ ልዑል ግደ እናበርከተ ይርከብ፡፡ ሙኒክ ኣብ ቡንደስሊጋን ሻምፒየንስ ሊግን ጥራሕ ዘመዝገበቶም ሸቶታት ካብ 100 ዝሓለፉ እንትኾኑ፥ በዚ ድማ…

ሃዲያ ሆሳእና ኣብ ልዕሊ ፋሲል ከነማ ዓወት ኣመዝጊባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 16 ሰሙን ተስተኻኻሊ ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሃዲያ ሆሳእና ንፋሲል ከነማ 1 ን 0 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ። ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዘተኻየደ ፀወታ ሃዲያ ሆሳእና ዝተዓወተትላ ሸቶ ሱራፌል ተመስገን ኣብ መበል 60…

መንግስቲ ምስ ካውንስል ኣቢያተ ክርስቲያናት ኣመንቲ መንጌል ኢትዮጵያ ተቐራሪቡ ክሰርሕ እዩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ምስ ካውንስል ኣቢያተ ክርስቲያናት ኣመንቲ መንጌል ኢትዮጵያ ኣብ ሃገራዊ ጉዳያት ተቐራሪቡ ክሰርሕ እዩ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፡፡ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን…

ኣብ ዝቕፅል መረፃ ተሳትፎ ደቂ ኣንስትዮን ጉዱኣት ኣካልን ንምዕባይ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ተሳትፎ ደቂ ኣንስትዮ፣ ጉዱኣት ኣካልን ኣረጋውያንን ትርጉም ብዘለዎ ደረጃ ንምዕባይ ብትኹረት እናተሰርሐ ይርከብ ኢለን ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር)፡፡ ኣብ ጉዳይ ተሳትፎ መረፃ…

ንዕቤት ኢትዮጵያ ወሳኒ ዝኾነ መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዕቤት ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ንኽቕፅል መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ዕዙዝ ግደ ኣበርኪቱ ኢሎም ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር)። ብምትሕብባር ስዑድ ዓረብን ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ (ኣይኤምኤፍ)ን ዝተሰናደአን ብቕልጡፍ ኣብ ምዕባይ ዝርከባ ሃገራት…

ኢጋድ ሱዳን ናብቲ ትካል ሙሉእ ተሳትፎኣ ንምቕፃል ዘሕለፈቶ ውሳነ ተቐቢሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መዚ በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ሪፐብሊክ ሱዳን ኣብቲ ትካል ሙሉእ ተሳትፎኣ ንምቕፃል ዘሕለፈቶ ውሳነ ብሓጎስ ይቕበል ኢሉ። ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ከምዝበሉዎ÷ ሱዳን ናብ ኢጋድ ናይ ምምላስ ውሳነ…

ኣርሰናል ንሰንደርላንድ ብምስዓር መሪሕነታ ኣጠናኺራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 25 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣርሰናልን ቼልሲን ንተጋጠምተን ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊበን። ኣብ ስታዲየም ኤምሬትስ ንሰንደርላንድ ዘተኣናገደት ኣርሰናለ 3 ን 0 ብምስዓር መሪሕነታ ናብ 9 ክብ ኣቢላ። ኣርሰናል ዝተዓወተትለን…

ሃፍቲ ኢትዮጵያ ንምፍላጥ ልዑል ግደ ዝፃወት ዓለም ለኸ ምርኢት ንግዲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 15 ዓለም ለኸ ምርኢት ንግዲ ኢትዮ-ቻምበር ሃፍቲ ኢትዮጵያ ንምፍላጥ ልዑል ግደ ዝፃወት ኢዩ ኢሎም ዋና ፀሓፊ ቤት ምኽሪ ንግዲን ዘፈር ንግዲን ማሕበራትን ኢትዮጵያ ቀነኒሳ ኣለሜ (ዶ/ር)። መርሃ ግብሪ መዛዘሚ ዘተ ቢዝነስ ማዕረ ንማዕረ፣…

ማንቼስተር ዩናይትድ ራብዓይ ተኸታታሊ ዓወት ኣመዝጊባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 25 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ዩናይትድ ንቶትንሃም ሆትስፐርስ 2 ን 0 ስዒራ፡፡ ማንቼስተር ዩናይትድ ዝተዓወተትለን ሸቶታት ብሪያን ሙቤሞን ብሩኖ ፈርናንዴሽን ኣመዝጊቦምወንአሳርፈዋል። ኣብቲ ፀወታ ቅድሚ ዕረፍቲ…