Fana: At a Speed of Life!

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ኣቪየሽን ሾው 2020 ኩዌት ይካፈል ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 08 ጥሪ ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ኩዌት እናተሳለጠ ዝርከብ ኣቪየሽን ሾው 2020 ይካፈል ኣሎ። እቲ መገዲ ኣየር ምስ ኤምባሲ ፌዴሪኢ ኣብ ኩዌት ብምትሕብባር ኢዩ ኣብቲ ኣቪየሽን ሾው እናተሳተፈ ዝርከብ። ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ኩዌት…

ካብ 1 ሺሕን 300 ሲ ሲ ንታሕቲ ንዝኾና ተሽከርከርቲ ዝውሰን መጠን ታክሲ ናብ 5 ሚኢታዊ ክወርድ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕያሽ ኣብ ዝተገበረሉ ረቂቕ ኤክሳይዝ ታክስ ኣብ ልዕሊ ሓደሽቲ ተሽከርከርቲ ዝንበር መጠን ታክሲ ካብ 30 ሚኢታዊ ናብ 5 ሚኢታዊ ክቕንስ ተገይሩ። ሚኒስቴር ገንዘብ ፌዴሪኢ ኣብቲ ዝተመሓየሸ ኤክሳይዝ ታክስ ኣድሂቡ ሎሚ መዓልቲ መግለፂ ሂቡ።…

ጥበብ የኽብር ሃፍቲ የንብር-መንግስቲ ትግራይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ጥበብ የኽብር ሃፍቲ የንብር ብዝብል ርእሲ በዓል ጥምቀት ብዝምልከት ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ሰሙናዊ መልእኸቲ ኣመሓላሊፉ። ሙሉእ ትሕዝቶ እቲ መልእኽቲ ከምዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ። ቅድሚ ኹሉን ልዕሊ ኹሉን፣ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ…

ዩንቨርስቲ ወልዲያ ሰለስተ ምክትላት ፕሬዚዳንት ካብ ስረሖም ኣጊዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩንቨርስቲ ወልዲያ ሰለስተ ምክትላት ፕሬዚዳንት ካብ ስረሖም ከምዝኣገደ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ጉዳያት ኮሚኒኬሽን እቲ ዩንቨርስቲ ኣይተ ተፈራ ኣስናቀ ከምዝበልዎ፥ እቶም ምክትላት ፕሬዚዳንት ብመሰረት ውሳነ ሴኔት ኢዮም ካብ ስራሕ ተኣጊዶም። ይኹን…

ምዝገባ ወሃብቲ ግልጋሎት ምግባረ ሰናይ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 08 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ መላእ ሃገር ንሓደ ዓመት ዝፀንሕ ግልጋሎት ምግባረ ሰናይ ዝህቡ ገበርቲ ሰናይ ተመረቕቲ ተምሃሮ ዩኒቨርሲቲን ቴክኒክን ሞያን ምምዝጋብ ምጅማሩ ሚኒስቴር ሰላም ኣፍሊጡ። ኣብቲ ግልጋሎት ምግባረ ሰናይ ዝሳተፉ ውልቀ ሰባት ዕድሚኦም ካብ 18…

ኣብ እዋን ድቃስ ዝረኣይ ምቁርራፅ ትንፋስ ከመይ ምክልኻል ይከኣል?

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዋን ድቃስ ዝረኣይ ምቁርራፅ ትንፋስ (ስሊፕ ኣፕኖያ) ሰባት ምስ ደቀሱ እቲ ላዕለዋይ ትቦ ኣየር ብምሉእ ወይ ብኽፋል ክዕፀው እንከሎ ዘጋጥም ከምዝኾነ ተመራመርቲ ይገልፁ። ብፍላይ ልዕሊ ዓቐን ርጉዲ፣ ዓብዪ ክሳድ ወይ ሓናት ዘለዎም ሰባት ድማ…

ሴኔት ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ፕሬዚዳንት ትራምፕ ኣብ ዝቐረበ ክሲ ብዕሊ ምክርኻር ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ተወከልቲ ህዝቢ(ሴኔት) ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ፕሬዚዳንት ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ዝቐረበ ካብ መዚነቶም ክሳብ ምውራድ ዝበፅሕ ክሲ ብዕሊ ምክርኻር ጀሚሩ። ታሕተዋይ ባይቶ ኣመሪካ፥ ነተን ንፕሬዚዳንት ዶናልድ ትራምፕ ካብ ስልጣኖም ንምእላይ…

ጭዋዳ ገናሕቲ መኪናን ተሳፈርቲን ዘነቓቕሕ ወምበር ተሽከርካሪ ተሰሪሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 08 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባንያ ላንድ ሮቨር ጃጓር ኣሽከርከርቲ መኪና ኣብ ዝገንሑሉ እዋን ጭዋዳታቶም ንኽነቓቐሕ ዝሕግዝ ወምበር ከፍሪ ምኽኣሉ ኣፍሊጡ። እቲ ወምበር ኣሽከርከርቲ ወይ ድማ ተሳፈርቲ ብበዝሒ ኮፍ ምባል ንዘጋጥሞም ድኻም ጭዋዳ ብምቕናስ ጭዋደኦም ዘነቓቕሕ ኢዩ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ዘካየድዎ ዑደት ዕዉት ስምምዕነት ዝተገበረሉ ከምዝነበረ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ዘካየድዎ ዑደት ካብ ፖሊሲ ጉዳያት ወፃኢ ዝፍልፍልን ንሃገራት ኣፍሪካ ካብ ዝወሃብ ትኹረት ዝተፈፀመን ብምዃኑ ዕዉት ስምምዕነት ዝተገበረሉ ከምዝነበረ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ…

ቀነኒሳን ኪፕቾጌን ኣብ ለንደን ማራቶን ዝገብሩዎ ንሕንሕ ዓለም ብሃንቀውታ ይፅበዮ ኣሎ

አዲሰ አበባ፣ 08 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያዊ ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለን ኬንያዊ ኣትሌት ኤልዩድ ኪፕቾጌ ኣብዚ ዓመት ዝገብሩዎ ንሕንሕ ለንደን ማራቶን ዓቢዪ ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ። ኣትሌት ቀነኒሳ ናይ ማንም እዋን ካልኣይ ቅልጡፍ ሰዓት ማራቶን ዓለም ዘመዝገበ እንትኸውን፥ ኪፕቾጌ…