ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ዝተፈላለዩ ሹመታት ሂቡ Gebremariam Weldegerima Jan 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 05 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ዝተፈላለዩ ሹመታት ሂቡ። ብመሰረት እዚ፦ ኣይተ ኣሕመድ ቱሳ - ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ተቖፃፃሪ ኣቕርቦትን ምክፍፋልን ነዳዲን ውፅኢት ነዳዲን ኣይተ ወልደኣብ ደምሴ- ምክትል ዋና ዳይሬክተር ኤጀንሲ…
ቢዝነስ ረቂቕ ኣዋጅ ኣመሓዳድራን ኣመራርሓን ፕሮጀክታት ልምዓት መንግስቲ ፌዴራል ሃፍቲ መንግስቲ ኣብ ውፅኢታዊ ዓውዲታት ንኽውዕል ከምዝሕግዝ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jan 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 06 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ረቂቕ ኣዋጅ ኣመሓዳድራን ኣመራርሓን ፕሮጀክታት ልምዓት መንግስቲ ፌዴራል ሃፍቲ መንግስቲ ኣብ ውፅኢታዊ ዓውዲታት ንኽውዕል ከምዝሕግዝ ተገሊፁ። ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዘካየዶ መበል 77 ስሩዕ ኣኼቡኡ ብኮሚሽን ፕላንን ልምዓትን ተሰናዲኡ ዝቐረሉ…
ስፓርት ጋንታ ወልዋሎ ኣብ ካልኣይ ምዕራፍ ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ናብ ሜዳኣ ክትምለስ ኢያ Gebremariam Weldegerima Jan 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 05 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ወልዋሎ ኣብ ካልኣይ ምዕራፍ ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ናብ ሜዳኣ ክትምለስ ኢያ። ኣብ መወዳእታ ዓመተ 2010 ሕድሳቱ ብምጅማር ንዝሓለፉ 18 ኣዋርሕ ኣብ ፅገና ዝፀንሐ መይዳ ወልዋሎ ኣብ ምዝዛም ከምዝርከብ ተገሊፁ። እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ፕሬዚዳንት ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Jan 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 05 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ፕሬዚዳንት ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ፒተር ማውራ ሎሚ መዓልቲ ተዛቲየን። እቲ ዘተ ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ክሊ ዝፍፅሞም ዘሎ ተግባራት ትኹረት ዝገበረ ኢዩ ተባሂሉ። ዓለም ለኸ ኮሚቴ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከባቢ ፒያሳ ኣብ 7 ሹቓት ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣጋጢሙ Gebremariam Weldegerima Jan 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 06 ጥሪ ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ኣራዳ ወረዳ 10 ከባቢ ፒያሳ ኣብ ልዕሊ ዝርከቡ ሽውዓተ ሹቓት ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣጋጢሙ። ሎሚ መዓልቲ 4 ሰዓትን 40 ደቒቓን ዝተልዓለ እቲ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣብ ልዕሊ ሸውዓተ ሹቓትንግዲ ቃፀሎ ዝበፅሐ እንትኸውን፥…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣውሮፕላን ዩክሬን ተወቒዓ እንትትወድቕ ዘርኢ ተንቀሳቓሲ ምስሊ ዝቐረፀ ውልቀ ሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ Gebremariam Weldegerima Jan 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 06 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢራን ወቒዓ ንዘውደቐታ ኣውሮፕላን ዩክሬን ተወቒዓ እንትትወድቕ ዘርኢ ተንቀሳቓሲ ምስሊ ዝቐረፀ ውልቀ ሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓለ ተገሊፁ። ሓይሊ ድሕንነት ብሄራዊ ሓላዊ ዘብዒ ኢራን ነቲ ግለሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅረ ዘውዐሎ እንትኸውን፥ ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምዕባለ ኢትዮጵያ ጋህዲ ንክኸውን ግደ ደቂ ኣኒስቲዮን ኣዶታትን ልዑል ኢዩ-ቀ/ሚ ዶክተር ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Jan 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ምዕባለ ኢትዮጵያ ጋህዲ ንክኸውን ግደ ደቂ ኣኒስቲዮን ኣዶታትን ልዑል ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ተዛሪቦም። ብብርኪ ከተማ መድረኽ ደቂ ኣኒስቲዮ ኣብ ኣዲስ ኣበባ፣ ኣዳራሽ ሚሌኒየም ተሳሊጡ። ኣብቲ መድረኽ ናይ ክብሪ ጋሻ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መራኸብቲ ሓፋሽ መረፃ ተንከፍ ዝኾኑ ሓበሬታታት ብሚዛናዊነት ክፅብፅቡ ከምዝግባእ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jan 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 06 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መራኸብቲ ሓፋሽ ፓርቲታት ፖለቲካ ንህዝቢ ዘቕርቡዎም ፖሊሲታትን ፕግራማትን ሚዛናዊነት ብዘዓሰሎ መልክዑ ክፅብፅቡ ከምዝግባእ ምሁራት ገሊፆም። ምስ ፋና ብሮድካስቲን ኮርፖሬት ፃንሒት ዝገበሩ ሙሁራት እቲ ዓውዲ፥ ኢትዮጵያ ቅድሚ ሕዚ ካብ ዘካየደቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ረቂቕ ግዘ ሰሌዳ ቀፃሊ ሃገራዊ መረፃ ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Jan 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 05 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀፃሊ ዝካየድ ሃገራዊ ምርጫን ሰሌዳ ግዘን ዘተኮረ መድረኽ ዘተ ሎሚ መዓልቲ ይሳለጥ ኣሎ። ኣካቢት ቦርድ ብሄራዊ መረፃ ኢትዮጵያ ወይዘሪት ብርቱካን ሚደቅሳ፥ 10 ነሓሰ 2012 ዓ.ም ድምፂ ዝወሃበሉ ዕለት ንክኸውን ብዝብል ዘቕረብኦ ሓሳብ ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ገመድ ስልኪ ከዚኖም ዝተረኸቡ ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም Gebremariam Weldegerima Jan 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 05 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንብረት ኢትዮ-ቴሌኮም ዝኾኑ ናይ ስልኪ ገመዳት ብምስራቕ ከዚኖም ዝተረኸቡ ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ምውዓሎም ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ካብ ትሕቲ መሬት ተዃዒቶም ዝወፅኡ ገመዳት ስልኪ ከዚኖም ዝተረኸቡ ክልተ ተጠርጠርቲ፥ ኣብ ክፍለ…