ብኣይተ ኣወል ኣርባን ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ማይክ ራይነርን ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ እሳተ ጎመራ ኤርታ ዓሌ ዑደት ኣሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 05 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባን ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ማይክ ራይነርን ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ እሳተ ጎመራ ኤርታ ዓሌ ዑደት ኣሳሊጡ።
እቲ ዑደት ኣብ ክልል ዓፋር መስሕባት ቱሪዝም ንምፍላጥን ቁፅሪ ፍሰት ዑደተኛታት ንምውሳኽ…