ብዘይ ሕጋዊ መገዲ ካብ ሓረስቶት ተወሲዱ ዝነበረ 460 ሺሕ ካሬ ሚትሮ ቦታ ነቶም ሓረስቶት ተመሊሱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይ ሕጋዊ መገዲ ካብ ሓረስቶት ተወሲዱ ዝነበረ 460 ሺሕ ካሬ ሚትሮ ቦታ ነቶም ሓረስቶት ንኽምለስ ከምተገበረ ከተማ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።
እቲ ብዘይሕጋዊ መገዲ ካብ ገባራት ዝተወሰደ መሬት ሃገራዊ ግልጋሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ምስ…