ኢትዮጵያን ዓለም ለኻዊ ፈንድ ልምዓት ግብርናን ሰነድ ስምምዕነት ደገፍ ገንዘብ 305 ነጥቢ 7 ሚሊየን ዶላር ተፈራሪመን
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያን ዓለም ለኻዊ ፈንድ ልምዓት ግብርናን(ኢፋድ) ሰነድ ስምምዕነት ደገፍ ገንዘብ 305 ነጥቢ 7 ሚሊየን ዶላር ተፈራሪመን።
ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጣሊያን ወይዘሮ ዘነቡ ታደሰን ፕሬዚዳንት ጊልበርት ሆንጉቦን ክታሞም…