ብልዕሊ ብር 1 ነጥቢ 3 ቢልዮን ዝህነፅ ዘሎ መንገዲ ኣስፋልት ዉቕሮ፣ እንዳ ኣብርሃ ወ ኣፅበሃ ነበለት 70 ሚእታዊ ስራሕቱ ከም ዝተወገነ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብልዕሊ ብር 1 ነጥቢ 3 ቢልዮን ዝህነፅ ዘሎ መንገዲ ኣስፋልት ዉቕሮ-እንዳ ኣብርሃ ወ ኣፅበሃ-ነበለት 70 ሚእታዊ ስራሕቱ ከም ዝተወገነ ተገሊፁ።
ኣብ ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ኣካያዲ ስራሕ ፕሮጀክት መንገዲ ኣስፋልት…