ኣብ ዝመፅእ ክረምቲ ኣስታት 120 ሚልዮን ፈልሲ ንምትካል ምድላዋት ይዉገን ኣሎ – ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገጠርን ክልል ትግራይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝመፅእ ክረምቲ ኣስታት 120 ሚልዮን ፈልሲ ንምትካል ምድላዋት እናተወገነ ምዃኑ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገጠርን ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ።
ኣብ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገጠርን ክልል ትግራይ መተሓባበሪ ጉጅለ ልምዓት ደኒ ኣይተ ተስፋይ ተኽለሃይማኖት፥…