ኣብ መዋስንቲ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ጥቡቅ ክትትል ቫይረስ ኮሮና ይካይድ ኣሎ – ምምሕዳር ዞባ ደቡብ ምብራቕ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መዋስንቲ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ጥቡቅ ክትትልን ምክልኻልን ቫይረስ ኮሮና እናተኻየደ ምዃኑ ቤት ፅሕፈት ፀጥታን ምምሕዳርን ዞባ ደቡብ ምብራቕ ክልል ትግራይ ገሊፁ።
ኦቦ ገረብ ኣይተ ደረጀ ገብረሚካኤል ኮሮና ቫይረስ ናብ ሃገርና ካብ ዝኣቱ…