ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካናቢስ ዝተብለ መዕወኒ ሓሽሽ እናፍረየ ዝተረኸበ ውልቀሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ Gebremariam Weldegerima Nov 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ከተማ ማያ ክፍለ ከተማ ሃረማያ ካናቢስ ዝተብለ ክልኩል መዕወኒ ሓሽሽ እናፍረየ ዝተረኸበ ውልቀሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓለ ፖሊስ እታ ከተማ ኣፍሊጡ፡፡ ሕብረተሰብ ንፖሊስ ብመሰረት ዝሃቦ ሓበሬታ ኣይተ ጃፋር መሓመድ ዝተባህለ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ንፋብሪካ ወርቂ ኢትኖ ማይኒንግ መሪቖም ከፊቶም Gebremariam Weldegerima Nov 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ክልል ጋምቤላ ዝተሃነፀ ፋብሪካ ወርቂ ኢትኖ ማይኒንግ ሎሚ መዓልቲ መሪቖም ከፊቶም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ ኢትኖ ማይኒንግ ንኩባንያ ኣኮቦ ሚኒራልስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮፈረንስ ምሕደራ ኢንተርኔት ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Nov 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 13 ኮፈረንስ ምሕደራ ኢንተርኔት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ሎሚ መዓልቲ ድማ “ዲጂታል ኣፍሪካ ጋህዲ ንምግባር ጥንኩራት መዳርግቲ ኣካላት ምህናፅ የድሊ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ምስ ኣባላት ፓርላማ ዘተ ተኻይዱ። እቲ ኮንፈረንስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ መዓልቲ ህፃናት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Nov 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ መዓልቲ ህፃናት ብብርኪ ዓለም ንመበል 35 ግዘ ኣብ ኢትዮጵያ ድማ ንመበል 19 ግዘ ኣን ኣዲስ ኣበባ ይኽበር ኣሎ፡፡ እቲ ዕለት "ህፃናት ዝብሉዎ ኣለዎም ነድምፆም!" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ እናተኸበረ ዝርከብ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ነበር ተዋጋእቲ ዕጥቂ ብምፍታሕ ናብ ማእኸላት ናይ ምእታው ከይዲ ፅባሕ ክጅመር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Nov 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ተዋጋእቲ ብዘላቕነት ንምጥያሽ ዕጥቂ ንምፍታሕን ናብ ማእኸላት ተሃድሶን ናይ ምእታው ስራሕ ፅባሕ ከምዝጅመር ብሄራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ኣፍሊጡ፡፡ ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ተመስገን ጥላሁን ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ እቲ ትካል ዝተውሃቦ ሃገራዊ ልኡኽቶን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣዋጅ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ፌዴራል ትካላት ልኡኽቶአን ብብቕዓት፣ ብፅሬት ንኽፍፅማ ዘኽእል ኢዩ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Nov 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣዋጅ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ፌዴራል ትካላት ልኡኽቶአን ብብቕዓት፣ ብፅሬትን ብውፅኢታዊነትን ንኽፍፅማ ዘኽእል ከምዝኾነ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ምውፋር ልምዓት ሃፍቲ ሰብን ቴክኖሎጂን ገሊፁ። እቲ ባይቶ ኣብ ዘካየዶ 4ይ ዓመት…
ስፓርት ፔፕ ጓርዲዮላ ኣብ ጋንታ ማቺስተር ሲቲ ንምፅናሕ ተስማዕሚዑ Gebremariam Weldegerima Nov 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሰልጣኒ ጋንታ ማንቼስተር ሲቲ ጆሴፍ ፔፕ ጓርዲዮላ ኣብታ ጋንታ ንዝቕፅል ሓደ ዓመት ዘፅነሖ መናውሒ ውዕሊ ንምፍራም ከምዝተስማዕመዐ ተሓቢሩ፡፡ ወዲ 53 ዓመት ስፔናዊ ኣሰልጣኒ፤ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2016 ናብ ማንቼስተር ሲቲን ካብ ዝፅምበር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ንሓዱሽ ፕሬዚዳንት ሶማሊላንድ መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፋ Gebremariam Weldegerima Nov 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ፕሬዚዳንት ሶማሊላንድ ብምዃን ንዝተመረፁ ኣብዲራህማን ሞሃመድ ኣብዲላሂ መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ምምሕልላፉ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ገሊፁ። እቲ ሚኒስቴ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፤ ሶማሊላንድ ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ዘካየደቶ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 355 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም Gebremariam Weldegerima Nov 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ጉምሩክ ካብ 29 ጥቅምቲ ክሳብ 4 ሕዳር 2017 ዓ.ም ብዝገበሮ ክትትል 355 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ኣብ ዝተፈላለዩ ጨንፈር ኣቢያተ ፅሕፈት ከምዝሓዘ ኣፍሊጡ፡፡ ካብ ሞንጎ ዝተትሓዙ ኣቑሑት ክዳውንቲ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣዲስ ኣበባ በቢመዓል ለውጢ እናርአየት ትርከብ – ኣምባሳደር ዴንማርክ Gebremariam Weldegerima Nov 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣዲስ ኣበባ ውቁብ ምስሊ ዘላብሱዋ ለውጢታት በቢመዓልቱ እናመዝገበት ትርከብ ክብሉ ሕፁይ ኣምባሳደር ዴንማርክ ኣብ ኢትዮጵያ ሱኔ ክሮግስትሮፕ ገሊፆም። ኢትዮጵያ ኣብ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ዘርአየቶ ቆራፅነት÷ ንፁህን ምቹውን መንበሪ ከባቢ…