ካብ ክልል ኣምሓራ ከተማ ሞጣ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝጓዓዝ ዝነበረ መኪና ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 10 ሰባት ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ምብራቕ ካብ ከተማ ሞጣ ናብ ኣዲስ ኣበባ እናተጓዓዘት ዝነበረት ኣቶብስ መመላለሲት ህዝቢ ምስ ገልባጢት ከቢድ ፅዕነት መኪና ተጋጭያ ህይወት 10 ሰባት ሓሊፉ።
እቲ ሓደጋ ሎሚ መዓልቲ ንጉሆ ሰዓት 11ን ፈረቓን ዘጋጠመ…